www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ደምዳሚ ኣዋጅ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
ደምዳሚ ኣዋጅ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
Saturday, 11 May 2019 10:44

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ናይ ነዊሕ ዓመታት ደውታ፣ ነቲ ዘጋጠሞ ቅልውላው
ሰጊሩ፣ ኣብ መንጎ ኣካላቱ ዝኾኑ ሓይልታት ብዝነበረ ዘይምኽኑይ ምስሕሓባትን ካልእ ወድዓዊ ምኽንያታትን
ዝተፈጥረ ቅልውላው ኣሊዩ፣ ኣብ ገዛእ ዓቕሙ ተመርኲሱ፣ ኣብ ትሕቲ “ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፣ ነጻነትናን
ልዑላውነትና ንምዕቃብን፣ ሓድነት ህዝብና ንምዕዛዝን፣ ህልውን መጻእን ዕድልና ባዕልና ንምቊጽጻርን” ዝብል
ጭርሖ፣ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤኡ ካብ ሚያዝያ 16 ክሳብ 21 2019 ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ኣሰላሲሉ።

 

To read all content...click on this Link PDF

Last Updated on Saturday, 11 May 2019 10:56
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 59 guests online