www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ጋዜጣዊ መግለጺ 1th መስከረም 1961 ብደምክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡
ጋዜጣዊ መግለጺ 1th መስከረም 1961 ብደምክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡
Saturday, 31 August 2019 17:21

ህዝብታት ኤርትራ መሰሎም ናጽነቶም ንምርካብ ብሰላማዊ አገባብ ዘካየድዎ ቃልሲ፡ ፍረ ዘይህብንአብ ዕጹው መገድንምስ በጽሔኣብዲያስፖራግብጺዝነበሩተማህሮ ምስዉሽጢሃገርዝነበሩተረዳዲኦምሓደ መስከረም 1961ዓ.ም. ሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ምስ ውሑዳት ጀጋኑ ብጾቱ ውሱናት ብብረት፡ አንጻር ናይ ኢትዮጵያ መግዛእትን ሓያላን ሃጸያት ዓንገልቶምን መሰልና ኣብ መሬትና ይከበር ኢሎም፡ ጥይትዝስሙዑላዕለት’ያ።

ወላ ኣብ ሞት’ውን ክብሪ ኣሎ፣ብሂወትና ከሎናሃገርናኣይትግዛእን ኣይትግዛእን ኣይትግዛእንብምባል ቀዳመይቲ ጢይት ንናጽነትን ሓርነትን አብ ጎቦ አዳል ሽግ ምጅማር ፍትሓዊ ብረታዊ ቃልሲ ህዝብታት ኤርትራ ዘበሰሩላ ክብርቲ ዕለት እያ።

 

መቀጸልታ ምሉእ ርኢቶ ንኽተንብቡ ኣብ ዝቅጽል (Pdf. link)ጽዓን።

Last Updated on Saturday, 31 August 2019 18:01
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 547 guests online