www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ንቕዋማዊ ህዝባዊ ምርጫ ህዝቢ ትግራይ ደገፍና ንገልጽ ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ/ሆደ ጋዜጣዊ መግለጺ።
ንቕዋማዊ ህዝባዊ ምርጫ ህዝቢ ትግራይ ደገፍና ንገልጽ ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ/ሆደ ጋዜጣዊ መግለጺ።
Wednesday, 26 August 2020 21:10

ኮሚሽነር ኮሚሽን መርጻ ክልል ባቶን መንግስትን ትግራይ፣ መ/ም ሙሉውርቂ ኪዳነ ማርያም ምስ
ሙሉኣት ናይ ስራሕ ብጾቱ ታሪኻዉን በዳህን መረጫ፣ ክመርሑ ዝተዋህቦም ሓደራ ብሰላምን ብዓወትን
ክድምድሙ እናተተምኔና፣ ህዝብታትን ፖሎቲካዊ ዉድባትን ክልል ትግራይ እንቛዕ ኣብ’ዚ ሓምሻይ
ህዝባዊ መርጻ ኣብጻሓኩም፣ እናበልና፣ ብሰላምን ዓወትን ከም ትድምድምዎ እናተኣማመና፣ ዲሞክራስያዊ
ዉድብ ብሄረ ብሌን ነዚ ህዝባዉን ፖሎቲካዉን ምርጫ ደገፍና ንገልጽ።
አብ ታሪኻዊ ምዕባሌ ደቂ-ሰባት ከም ዝሕብሮ አብ ረብሓታት ዝተሰረተ ጎንጽታት ከም ዝነበሩን ዘለውን
ኩላትና ዘይንስሕቶ ኮይኑ፡ ወዲ ሰብ ነጻ ስለ ዝተወልደ፣ ንናይ ካልኦት ናጽነት ዶብ ከይሰገረ ብነጻ ክነብር
መሰሉ ሙዃኑ ንኣምን። እዛ ንነብረላ ዓለም ፍትሕን ሓቕን ዝጎደላ’ያ። ጨቖንቲ ሓይልታት፣
ብስነሓሳቦምን ብድልየቶም ዝኸይድ መንግስቲ ኣቑሞም ገባትን ጨቛንን መንግስታዊ መዋቅር ምሕደራ
ዘርጊሖም ንሪሂጸ በላዕ ሰፍ ዘይብል ጭቆና የውርዱሉ። ጩቑናት ድማ ንዝበጽሖም አድልዎን ወጽዓን
ክቓወሙ ብሰላማዊ መንገዲ ምረቶም ገሊጾም ዝሰምዖም ምስ ሰኣኑ ብብረት ክምክቱ ናይ ግን ይኸዉን።

 

To read more go to this link PDF


Last Updated on Wednesday, 26 August 2020 21:42
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 177 guests online