ሓደ መስከረም ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን/ኤርትራ/ሆደ |
Wednesday, 02 September 2020 20:27 | |||
ኣመጻጽኣ ኤርትራ ዘይርድኦም ወይ ደይ መደይ ኢሎም ንታሪኽና ዘመርስሑን ይዕቢተኛታትን ንደቅና ከየዘንግዑ፣ ምስል ኢልና ታሪኽና ሓቢርና ንርኤ። ኣብ ታሪኽ መዋእል ‘ዚኤን ሎሚ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሱዳንን ጁቡትን ዝበሃላ ሃገራት ብፍላይ ሰሜናዊ ወገን ኤርትራ ኢትዮጵያ ናይ ነዊሕ ዘመናት ስልጣኔ እሞ ናተን ፊደልን ዓወደ ኣዋርሕን ዝነብረን’የን። ብስነ-ሰብ (Anthropology) ከርሲ ቀዳሞት ሰባት ከም ዝነበረን ታሪኽ ኩዕታ ይምስክር ኣሎ። እዚ ምዕባሌ እዚ ግን ብደፋእታዊ መንገድን ብዕዳጋን ካልእ ኣገባብን ሃገር ክይሃነጻ ብመግዛእቲ ኤዉሮጳዉያን ተቆጽየን። እዚ በደል እዚ ነዚኢነ ሃገራት ጥራይ ዘይኮነ ንኹለን ሃገራት ሳልሳይ ዓለም ዝበጽሔ ዕጫ’ዩ።
To continue reading click on this PDF link.
|
|||
Last Updated on Wednesday, 02 September 2020 20:35 |