www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ጋዜጣዊ መግለጺ:: መልሲ ንመግለጺ ዋሃብ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ !!
ጋዜጣዊ መግለጺ:: መልሲ ንመግለጺ ዋሃብ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ !!
Tuesday, 06 April 2021 07:24

ዕላዊ ወሃብ ቃል ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት እትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ብዕለት 30 መጋቢት 2021 ኣብ ዘካየዶ ሰሙናዊ ርክብ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣልዒሉ፣ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈለዩሉ ማዓልቲ ኣየኽብሩዎን፣ ኣይፈትዉዎን እዮም፣ እቲ ምግንጻል ድማ ዝሑል ውግእ ዘምጸኦ እዩ ክብል ገሊጹ። ብምቕጻል ኣምባሳደር ዲና ሙፍቱ፡ ኤርትራን እትዮጵያን ሓደ ሃገር እየን ነይረን ብምባል፣ ይትረፍ ብፈደረሸን ሓንቲ ሃገር እንተኾና’ውን እንታይ ሽግር ኣለዎ ክብል ገሊጹ። ቀጺሉ ምስ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነስ ምስ ካልኦት ጎሮባብቲ ሃገራት እውን ክንሰምር ይግባእ ኢሉ። ናብ ምቅርራብን ሓድነትን ዝመርሕ ድልየታት ምህላዉ ድማ ጠቒሱ። ንገለ ካብ’ቲ ዝበሎ ኩሉ፣ ተመሊሱ ኣብ ፈይስቡክ ኣይበልኩን ዝብል ትርጉም ህቢዎ ኣሎ።

ካብ’ዚ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ዘልዓሎ ጉዳያት ብምንቃል፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባዲለ) እዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ከረጋግጽ ኣድላይነት ከም ዘለዎ ይርኢ፦

 

To read more  click on this PDF link


Last Updated on Tuesday, 06 April 2021 16:10
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 54 guests online