ጋዜጣዊ መግለጺ ስክረታርያ ሰሚናር ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ Print
Written by Administrator   
Thursday, 02 November 2017 19:13

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ኣቲይዎ ካብ ዝነበረ ደውታ ንምስጓሙ፣ ብፖለቲካዊ
ሓይልታትና ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕርታትን ቀጻሊ ዘተን ርክብን ብምጥንኻር፣ ፖለቲካዊ ሓይልታት
ኤሃባደለ፣ ካብ ዕለት 20 ክሳብ 28 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ትሕቲ “ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ንምድሓን ኩሉ
ንምኽፋል ንዳሎ” ዝብል ቴማ ኣገዳሲ ሰሚናር ኣካይዱ።

 

ምሉእ ትሕዝቶ ንምምባብ ፣ ኣብ ዝስዕብ ሊንክ ጸዓን። PDF

 


Last Updated on Thursday, 02 November 2017 19:43