ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሃገረ ስውሲ ከተማ ጀኔቭ፣ Print
Written by Administrator   
Sunday, 28 October 2012 15:35

ዕለት። ን16 ህዳር 2012ዓም፣

ሰዓት፣ 12: 00 ፋዱስ

ቦታ።  PARC CROPETTES ድሕሪ እታስዮነ ባቡር

ቴማ ሰላማዊ ሰልፊ፣

« ይኣክል ምልኪ፣ ኢሳያስ ይተኣለ »

እሱራት ፖሎቲካን ሕልናን ክፍትሑ፣

ባርነት መንእሰያት ከብቕዕ፣

ስደትን ሳዕቤኑን ክውዳእ፣

ኵናትን ፍርሕን ክውገድ፣

ኣብ ሃገርና

ፍትሕን መሰልን ዲሞክራስን ክነግስ፣

ስላምን ልምዓትን ክዕንብብ፣ « ሕጂ ይኣክል ምልኪ፣ ኢሳያስ ይተኣለ »

እናበልና ነቶም ኣፎም ተዓጾም ንዘለዉ ወገና ደምጾም ክንከውን፣

  ሃገራዊ ግቡእና’ዩ።


ብደረጃ ኤውሮጳ ብስመር ሩም ዝተወደበ፣

ብጨንፈር ስዊስ ደንበ ተቓውሞ ዝተዳለወ።

Last Updated on Friday, 30 November 2012 18:02