ፓልቶክ መድ ቋላዅድ ሰዓት 21:00 ዕለት 21.04.2012 Print
Written by Administrator   
Friday, 20 April 2012 13:13
ፓልቶክ መድ ቋላዅድ
ሰዓት 21:00 ዕለት 21.04.2012
ደመክራሲራ እክባ ሙርቋ ብሊናዅ ኤርትራ/ሆደ
ፓልቶክል ልጝል ብሊናኹል ጋብ ብሊነውድ ሰዓት 21:00 ዕለት 21.04.2012 ሻዓብድ ሰልፋ ኒ ዲበድ ኣኽኒ ኒወጠንሲ ሓበርዶ ኣኸውድ ላት ኩኖ ክብር ሽገኵ።
ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄር ብሌን ኤርትራ/ሆደ
ኣብ ፓልቶክ ገዛ ብሌን ጽባሕ ሰዓት መደባቱን ብቋንቋ ብሌን ንህዝቢ መግለጺ ብዛዕባ መስራቲ ጉባኤን መጻኢ መደባቱን ንህዝቢ ክገልጽ ስለ ዝኾነ ብኽብሪ ይዕድም።