ናይ ሓዘን መግለጺ Print
Written by Administrator   
Friday, 27 November 2015 16:32

ብሞት ወይዘሮ ኣለምጸሃየ  መድሃኔ ( ብዓልቲ በቶም ንነፍሰሄር ዶር፡ በየነ ኪዳነ ዳብራ)

መሪር ሓዘን ተሰሚዕና።   ንኽሎም ስድራ በታን ንኹሎም  ደለይቲ ፍትሒን ጽንዓት

ይሃበና። እዝጊ ኣብሐር ድሚ ኣብ መንግስቱ ይቀበላ።


ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብለን !

Last Updated on Friday, 27 November 2015 17:05