ናይ ሓዘን መግለጺ። Print
Written by Administrator   
Sunday, 04 March 2018 16:36

ብሊና ኦርግ፡ ሆደ ፣ብመስዋእቲ ኣቦና ሸኽ ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት፣

ንቤተሰቦም ከኣ ጽንዓት ይሃቦም እናበልና ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ተባዕ ዘጋ እምቢ ን ወጽዓን

ዘይሕጋዊ ተግባራትን ዝበሉ ኣቦና ሓጅ ሙሳ ኣብ ልቢ ኩልና ዝሰፈረ፣ ኣብ ታሪኽ ህዝብና ከኣ፣ ከም ኣብነት ኣብ

ታሪኽ ዝዝከር ኣብነት እዩ።

ብሊና ኦርግ ሆደ፤

Last Updated on Sunday, 04 March 2018 17:03