ንዝኽሪ ክቡር ጅግና ወዲ ሃገር ኮሎነል፡ መሓመድ ዓሊ እድሪስ። Print
Written by Administrator   
Sunday, 20 January 2019 15:34

ጥዋፍ ለውጢ ወትሩ ትዝከር፥

ከም ኩልና ኣርትራውያን ዝፈትዎም ስድራ ኣለውዎ፣ ደቁ'ውን ኣለውዎ ፣ ጽቡቅ መነባብሮ'ውን ክህልዎ ምኸኣለ........ልዕሊ ኩሉ ግን ራህዋ ሕዝቡ መሪጹ፣ ምእንቲ ሕዝቡን ሃገሩን ድማ በጃ ሓሉፉ።

ክቡር ጅግና ወዲ ሃገር ፣  ኮሎነል፡ወዲ ዓሊ  ብ21/01/2013 ዝወልዖ ሽግ ኣብ ቀርዓቱ ከይኣተወ ኣይክጠፍእን እዩ።

ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ይሃቦ።

ብሊና ኦርግ፡

Last Updated on Sunday, 20 January 2019 15:47