www.blina.org

ናይ ሓዘን መግለጺ PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Tuesday, 17 January 2017 20:38

ብምኽንያት ዕርፍቲ ተጋዳላይ ዶር/ ሃብተ /ማርያም ዝወጸ መግለጺ

ኣቦ መንበር ሃገራዊ ግንባር ድሕነት ኤርትራ

ዘይተጸበናዮ ሞት /ዶር/ሃብተ ተስፋማርያም ምስ ሰማዕና ብዙሕ ሓዚና። ክቡር ስውእ ዶር/ሃብተ ተስፋማሪያም ካብ ግዜ ንእስነቱነጻነትን ሓርነትን ሃገርን ህዝባን ክሳብ ግዜ ዕለተ ሞቱ ካብ ዝተሓተ ክሳብ ዝለዓለ ጽፍሕታት ውድቡን ሰፍሕ ሃገራዊ ጽላላትን ተጊሁ ዝተጋደለን ግቡኡ ዝፈጸመን ስለ ዝኾነ ንኹሉ ህዝብታት ኤርትራ ሓደ ዓቢ ሃገራዊ ሰብ ጎዲልዎ ስለ ዘሎ ጽንዓት ዪሃብካ ንብል። በዚ መሪር ኣጋጣሚ`ዚ፡ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡ ንኩሎም ናይ ቀረባ መቃልስቱን መላእ ስድራቤቱን ጽንዓት ይሃብኩም፡ ንስውእ ድማ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ ንብል።

ኣቦ ወንበር ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡

ጎይትኦም ክፍሎም 15-01-2017

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 73 guests online