www.blina.org

ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ጀኔቫ 03.06.2017 PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Tuesday, 30 May 2017 16:53

ኣዚኹም ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቅናን መእመናን ኣፍቐርቲ ማርያምን፣
ከምቲ ልሙድ ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ጀነቭ ንዕለት
03.06.2017 ክነብዕሎ ንዳሎ ኣሎና።
ቅዳሴ፡ ዝግበረሉ ቤተ-ክርስታያን> ኣብ ቤተ-ክርስትያን ቅዱስ ኣንቶንዮ ናይ ፓዱዋ ኮይኑ
ቅዳሴ ዝጅመረሉ ሰዓት፡ > 10፡30’ዩ።
ኣድራሻ፡ > Eglse St.Antoine de Padue Rue Schaub, Geneve, 1202 CH
በዓል ዝጽንበለሉ ቦታ፡> ፓርዉዋዝ ፕሮተስታን፣ Paroisse Protestate Servette-
Vieusseux, Rue Wendit 55, 1203 Geneve, CH ካብ ቤተ-ክርስትያን ንኣደራሽ
ቀረባ’ዩ።
ንቤተ ክርስትያን ምኻድ፣ ትራንስፖርት ከተማ፡ > ካብ ላ ጋር ወይ ስተሽን ባቡር ጀኔቫ >
ቁ፡ 18 Tram ባቡር ምድሪ ንMeyrin ትኸይድ ወይ ቁ፡3 ኣውቶቡስ ንGardiol ትኸይድ
ወሲድኩም ኣብ ካልኣይ መዕረፊ ትወርዱ፣
ንኣደራሽ ንምኻድ፣ ትራንስፖርት፡ > ካብ ላ ጋር ወይ ስተሽን ባቡር ጀኔቫ > ቁ፡ 18 Tram
ባቡር ምድሪ ንMeyrin ትኸይድ ወይ ቁ፡3 ኣውቶቡስ ንGardiol ትኸይድ ወሲድኩም
ኣብ ሳልሳይ መዕረፊ ትወርዱ፣
መተሓሳሰቢ፣ ከም እቲ ጽቡቕ ባህልኹም እንጀራ ተማላኡ። ከምኡ’ውን ኣደራሻት ልዕሊ
ዓቕምና ይኸውን ስለ ዘሎ ድሕሪ 17 ዓመት 10FR ስዊስ ምሕታትና ክትርዱኡልና
ብትሕትና ንሓትት።
ንሽማግሌ ማርያም ደዓሪት ጀኔቫ፣ ሓበሬታ ንሙዉካስ ተለፎን፣ 076 693 81 75 ወይ
07630834613 ወይ 078 314 62 67 ወይ 076 693 89 18 ተወከሱ


ብደሓን ምጹ/ጻ

Last Updated on Saturday, 24 June 2017 21:12
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 52 guests online