www.blina.org

መምዘኒ ሃገራውነት ዝጠፍኦም ሃገራውያን PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Saturday, 19 August 2017 16:39

ፍልጠት ኣብ ህይወት ደቂ-ሰባት ዝጻወቶ ተራ ኣዝዩ ልዑል’ዩ። ዝርከበሉ ሜላ ከኣ ካብ ቤት ትምሀርቲ ጥራሕ
ዘይኮነ ካብ ተመክሮ ወይ ልምዲ’ዩ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ከይድካ ብስሩዕ ዝርከብ ፍልጠት፡ ኣርእስቲ
በርእስቲ፡ ምዕራፍ ብምዕራፍ ተፈላልዩ እንታይ ዓይነት ሞያ ንምታይ ዓይነት ፍርያት ወይ ውጽኢት ተጸኒዑ
ተፈጠርኒፉ ዝተሰነደን ደረጃ ዕድመ ወዲ-ሰብ ኣብ ግምት ኣትዩ፡ ደረጃ ብደረጃ እናማዕበለ ዝኸይድን ኮይኑ
ግን ከኣ፡ መጀመርያ ደኣምበር መወዳእታ ዘይብሉ ባሕሪ’ዩ። ብተመክሮ ዝርከብ ፍልጠት ብወገኑ፡ ሰባት ካብ
ቅድሚኦም ዝነበሩ ወለዶታት ብኣፋዊ ዛንታ ዝንገር፣ ካብ መዓልታዊ ውዕሎኦም፣ ብእዝኖም ዝሰምዕዎ፡
ብዓይኖም ዝረኣይዎ፣ ብተግባር ዝተሳተፍሉ ኮይኑ፡ ግን ከኣ፡ ብስሩዕ ሓደ ድሕሪ’ቲ ካልእ ዘይተጠርነፈ ወይ
ዘይተወደበ ትምህርቲ ማለት’ዩ።

to read full texst ......click hier.

Last Updated on Saturday, 19 August 2017 16:51
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 81 guests online