www.blina.org

You are here:   Home Blog Blin/ብሊን ፖለቲካዊ ውሳኔታት መስራቲ ዋዕላ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር(ኤስሃግ)
ፖለቲካዊ ውሳኔታት መስራቲ ዋዕላ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር(ኤስሃግ)
Monday, 20 December 2021 17:33

መስራቲ ዋዕላ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር (ኤስሃግ) ፡ ካብ 18 ክሳብ 20 ሕዳር 2021 ዓ.ም. ተኻይዱ፤ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ። ንኩላትና ደለይቲ ለውጢ፡ ዓብይ ብስራት ብምዃኑ፡ በዚ ኣጋጣሚ'ዚ እንቋዕ ኣሐጎሰና፡ ክንብል ንፎቱ።
መስራቲ ዋዕላ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር(ኤስሃግ)፡ ኣብ ፍሉይን ኣዝዩ ተኣፋፍን ኩነታት ተሰላሲሉ። መስራቲ ዋዕላና፡ ንኩነታት፡ ዓለም፣ ዞባን ከባቢናን ብሓፈሻ፡ ንህሉው ኩነታት ሃገርና ማለት፡ ሃለዋት ህዝብና፣ ደመኛ ጸላኢና ገባቲ ስርዓት ኢሳያስ-ህግደፍን ሓይልታት ተቓውሞናን ድማ ብፍላይ፡ ብዕምቆትን ብስፍሓትን ገምጊሙ። ዋዕላ ስሙር ሃገራዊ ግንባርና፡ ፖሎቲካዊ ቻርተርን ሕገ-ህንጻን ብሙሉእ ስምምዕ ኣጽዲቑ። ምስ'ዚ ብዝተታሓሓዘ፡ ዓበይቲ ፖሎቲካዊ ውሳኔታት ኣሕሊፉ ኣሎ። ፖሎቲካዊ ውሳኔታት መስራቲ ዋዕላ ስሙር ሃገራዊ ግንባርና(ኤስሃግ) ዝስዕቡ እዮም።

To read more click on this Tigrinya PDF

Last Updated on Thursday, 23 December 2021 17:22
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 18 guests online