www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ናይ ሓዘን መግላጺ
ናይ ሓዘን መግላጺ
Friday, 11 February 2022 11:53

ብጹእ ዎ ቅዱስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሳልሳይ ፓትሪያርክ ቅድስቲ በተክርስትያን ኦርቶዶክስ አርትራ፡ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብድሕሪ 16 ዓመታት ማእሰርቲ ብዘይ ህግን ፍርድን ብዕለት 09/02/2022 ኣብ ማእሰርቲ ዓሪፎም።

ርእሰ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ስርዓት ህግደፍን ካብ ዝፈጸምዎም ገበናት ልሉይ ዝኾነ ስኑድ ታሪኽ ምኳኑ ዘይሰሓት ሓቂ ኡዩ።

ብሞት ምፍላይ ኣቦና ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብዙሕ ዝጐሃየ ህዝቢ አረትራ ጽንዓት ይሃበና ፡ንኦም ድማ መንግስተሰማይ ከስፍሮም ንምነ።


Blina.org

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 1175 guests online