www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ኤርትራ ሓንቲ ካብ’ተን ብሉጻት ተቃልስቲ ጅግና ፊዳኢን ሳዕድያ ተስፉ ኣፋንያ !!
ኤርትራ ሓንቲ ካብ’ተን ብሉጻት ተቃልስቲ ጅግና ፊዳኢን ሳዕድያ ተስፉ ኣፋንያ !!
Sunday, 04 September 2022 17:57

ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ኣብነታዊት ጅግና ታቓላሲት ሳዕድያ ተስፉ ንሱር ኣፋንዩ። ሓርበኛ
ሳዕድያ ተስፉ ብረቡዕ ዕለት 27/07/2022 ብሕማም ምኽንያት ኣብ ምስሪ ከተማ ካይሮ
ብሞት ተፈሊያትና።
ሳዕድያ ኣብ ዕሸል ዕድሜኣ ኣብ ምስጢራዊ ኣሃዱ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሪዓ ሃገራዊ
ግቡኣ ዝፈጸመት ሓርበኛ ኢያ። ኣብ ብዙሕ ጅግንነታዊ ስርሒታት ዝተኻፈለት ኮይና፣
ኣብ ከተማ ከረን ዓሊ በኺት ዝተባህለ መጋበርያ ጻላኢ
ኣብ ምቕንጻል ዓቢ ተራ ከም ዝነበራ መዛግብ ሰውራና
ካብ ዝሰነዶም ቅያታት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ሓደ
ኣብነት ኢዩ።

 

To read more click on this PDF link

Last Updated on Sunday, 04 September 2022 18:35
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 49 guests online