ናይ ስዊዘርላንድ ብቛንቛ ፈረንሳ ዝሕተም ጋዝየጣ ለ'ማቲን፣ ኣብ ጽሑፋቱ ናይ ወርሒ ኖቨምበር ንኽቡር ኣባ፣ ሙስየ ዘርኣይ ናይ ዝመጽእ ንሰላም ዝቃለሱ ኖበል ሽልማት ካብ ክቀርቡ ዝኽእሉ
ብምባል ዘውጽኦ ጽሑፍ...... ምሉእ ጽሑፍ ንምንባብ ኣብዚ ቀለበት ጠውቁ። ኣባ ሙስየ ዘርኣይ.