ብሞት ወይዘሮ ኣለምጸሃየ መድሃኔ ( ብዓልቲ በቶም ንነፍሰሄር ዶር፡ በየነ ኪዳነ ዳብራ)
መሪር ሓዘን ተሰሚዕና። ንኽሎም ስድራ በታን ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒን ጽንዓት
ይሃበና። እዝጊ ኣብሐር ድሚ ኣብ መንግስቱ ይቀበላ።
ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብለን !