ዮሃና!!! ንሓይልታት ምክልኻል ህዝቢ ትግራይ |
![]() |
Written by Administrator | |||
Saturday, 03 July 2021 09:54 | |||
ወረርቲ ሓይልታት ብልጽግናን ፍሽስታዊ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ዓንገልቶምን፡ አብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ሽርሕታታ ክፈትሉ ድሕሪ ምጽናሕ ሎምስ ዓቕምን ደገፍን ኣሎና ኢልም ተኣማሚኖም ‘’ሕጊ ምኽባር’’ ብዝብል ጉልባብ፣ ናይ ኣሜሪካ ምርጫ ከም መኸወሊ ተጠቂሞምም፣ ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ግዜ ክድምሱስኻን ከንበርክኹኻን ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ጭካኔ ብሰማይን ብመሬትን ወሪሮምኻ። ብሰዓታት ክፍጽምዎ ሙዃኖም ቓል ኣትዮም። ነዚ ቐታሊ ከቢድ ኲናት ተጻዊርካ ድሕሪ ሾምተ ወርሒ ሓይልታትካ ወዲብካ ብወፍሪ ኣሉላ ኣባ ነጋ ዝስሜ በርቓዊ ደምሳሲ ስርሒት ፈኒኻ እነሆ ድሙቕ ዓወታት ትሓፍስ ኣሎኻ። ነዚ ዓውታትካ ብዕላማን ብሕዉነትን ንርኦ ስለ ዝኾና ንሓይልታት ምክልኻልካ ዮሃና!! ከምኡ’ውን ንሙልእ ህዝቢ ትግራይን ንኹሉ ሰላም ዝምኔ ሕብርተሰብን ዮሃና ንብል። To continue click on this PDF link
|
|||
Last Updated on Saturday, 03 July 2021 10:10 |