www.blina.org

ፖሎቲካዊ ውዲት፡ ርእሰ-ፋሽስት ኢሳያስን ዶር/ኣብይ ኣሕመድን፡ PDF Print E-mail
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም   
Monday, 31 August 2020 20:19

ካብ ጽ'ባሕ ''ስምምዕ ሰላም'' ጀሚሩ፡ እዞም ክልተ ''መራሕቲ'' ዝተፈላለዩ ርክባት ከካይዱ ጸኒሖም'ዮም። እንታይ ተማኺሮም፡ እንታይ ወሲኖም ግን፡ ማንም ዝፈልጥ የሎን። ብውሑዱ እቶም ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ወሳኒ ተራ ክህልዎም ዝግባእ ህዝብታትና፡ ከም ጓና ተራእዮም ተገሊሎም'ዮም ዘለዉ። ኣብ ሃገርና፡ ይትረፍዶ እቲ ካብ ወጋሕትኡ ''እንታይ ኣፍሊጡካ'' ተባሂሉ ዝተናዓቐ ህዝብስ፡ ሽማዊ ሃገራዊ-ባይቶ ኤርትራ ካብ ዝፈርስ፡ ዓሰርተታት ዓመታት ኣሕሊፉ ኣሎ፤ ኩሎም ምስጢራት ድማ፡ ኣብ ኢድ ሓደ ኢሳያስ ተኸዚኖም ኣሎዉ። ዝጸባጸቦ ካቢነ ይኹን፡ ዓገብ ኢሉ ገኒሑ ዘስመዖ ባዓል ስልጣን የብሉን። ዶር/ ኣብይ ኣሕመድ ድማ፡ ናብ'ቲ ብድምጹ ዝሾሞ ቤት-ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ፡  ምስ ኤርትራ ዝፈጸሞ ናይ ሰላም ስምምዕን በጺሑዎ ዘሎ ደረጃን፡ ጸብጻብ ከቕርብ ተኸታቲልና ኣይንፈልጥን። ስለዚ ድማ፡ ጉዳይ ስምምዕ ሰላም ክልቲኡ ሃገራት፡ ከም ምስጢር ዓቂቦሞ ምህላዎም፡ ኣሉታዊ ሳዕቤኑ ንምግማቱ የጸግም እዩ።

 

To continue reading click on this PDF link

Last Updated on Tuesday, 01 September 2020 17:47
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 70 guests online