ኤርትራ ሓንቲ ካብ’ተን ብሉጻት ተቃልስቲ ጅግና ፊዳኢን ሳዕድያ ተስፉ ኣፋንያ !! |
|
Written by Administrator
|
Sunday, 04 September 2022 17:57 |
ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ኣብነታዊት ጅግና ታቓላሲት ሳዕድያ ተስፉ ንሱር ኣፋንዩ። ሓርበኛ ሳዕድያ ተስፉ ብረቡዕ ዕለት 27/07/2022 ብሕማም ምኽንያት ኣብ ምስሪ ከተማ ካይሮ ብሞት ተፈሊያትና። ሳዕድያ ኣብ ዕሸል ዕድሜኣ ኣብ ምስጢራዊ ኣሃዱ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሪዓ ሃገራዊ ግቡኣ ዝፈጸመት ሓርበኛ ኢያ። ኣብ ብዙሕ ጅግንነታዊ ስርሒታት ዝተኻፈለት ኮይና፣ ኣብ ከተማ ከረን ዓሊ በኺት ዝተባህለ መጋበርያ ጻላኢ ኣብ ምቕንጻል ዓቢ ተራ ከም ዝነበራ መዛግብ ሰውራና ካብ ዝሰነዶም ቅያታት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ሓደ ኣብነት ኢዩ።
To read more click on this PDF link
|
Last Updated on Sunday, 04 September 2022 18:35 |