ዝኽሪ 1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ፡ |
![]() |
![]() |
![]() |
Written by Administrator | |||
Friday, 02 September 2022 13:04 | |||
ካብ መሬት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤርትራ ከወጽእን ንመሬትና መበገሲ ኲናት ከይጥቐሙ ኣጥቢቕ ንኹንን። ዉጹዓት ክዕወቱ'ዮም። ዉጹዕ ህዝብታት ሓንቲ ብረቶምን ንበረቶምን ሓድነት'ያ፡ ብኹሉ ሸነኽ ንከባከባ። ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሱዉኣትና። ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ
|
|||
Last Updated on Friday, 02 September 2022 13:15 |