|
Saturday, 01 November 2025 08:35 |
|
ሕክምሲ ሻኻዂ ገሽ ድገሩዂ ከዋ ፍሪርድ እንታዂ ኣከን ኮል ኣኽን ከደንሊ ኒ’እሰ ወራትክ ዲባ ድገሩዂድ መመይስሮኽር ኮኮይስሮኽር ደኩረሪ ኣኽረዉድ ግረሪ ግን። ኒንኻ መረርድን ሓረርድን ታሚትረሪ ግን። ና’ሒልድር ጉርበትድ ኤረጊስኽር ከያነትዲ ገለበድነዲስኽር እንተረዉ ሜሪኻ ዲመክ ናቂጦረስ ተከውድኖ ከውሲ ጨቐጥኖ መንደርተው ኣኸዉድ ና’ቖል ሕጊ ኣኸውድ ናድ ባህ ያዂስክሎም እሰነኩ። ኩወነኩ ፣ እንሸወነኲ ፣ ኒት ደኲኖኽር ሓርብ ድገር ነበክልኽር ከደንልኽር እሰነኲ ። ዲማ ናው ከው ምልኒል ነፍዕስተነሪ ምስምሳኻ ‘’ቅረን መታን እስናኹ ግን” የነኲ።
ምሉእ ትሕዝቶ ክተንብቡ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን PDF-link |
|
Last Updated on Saturday, 01 November 2025 08:59 |
|
The Eritrean Declaration for National Unity and Defense of Sovereighnty. |
|
Monday, 06 October 2025 08:21 |
|
|
|
አሪትራ፣ ሕጂ'ውን ገዛኺ ኣጽርዪ ተባሂላ ብሕቡራት መንግስታት ዓለም። |
|
Sunday, 06 July 2025 13:54 |
|
- ITEM 2: Vote on Draft Resolution A/HRC/59/L.1/Rev.1 - "Discontinuation of the mandate of Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea" - Submitted by Eritrea - REJECTED ( 4 YES ¦ 25 NO ¦ 18 ABSTENTIONS)
To read more Go to web-link |
|
Last Updated on Sunday, 06 July 2025 14:04 |
|
|
Oppose the Termination of the UN Special Rapporteur's Mandate on Eritrea |
|
Sunday, 29 June 2025 08:46 |
|
Stand for Human Rights and Accountability
To the United Nations and Members of the International Community,
We, the undersigned, write to express our strong opposition to the proposal presented by the Eritrean government in Geneva to terminate the mandate of the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Mohamed Abdelsalam Babiker.
ምጭብርባር ህግደፍ ንምዀላፍ፣ ኩሉኩም አርትራውያን መሰላት አርትራዊ ዘጋ ክኸብር አለዎ ኢልኩም ትአምኑ፡ ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ቀለበት(link) በጺሕኩም ፣ ንዘሎ ቅጥዒ መሊእኩም እምቢታኩም ኣስምዑ።
ሓበረታ !! እቲ ናይ ገንዘብ ደገፍ ዝሓትት ሓበረታ፣ ኣይትምልእዎ፣ ገንዘብ እውን ኣይትኽፈሉ። እቶም ዝሓቱ እቶም ዋና መርበብ እዮም እምበር፣ ንጉዳይ አርትራውያን ዝምልከት ኣይኮነን።
የቀንየልና ንምምላእኩም።
ቅጥዒ ክትመልኡ ኣብዚ ቀለበት (link) ጸዓኑ፡ change org WEB-link |
|
Last Updated on Sunday, 29 June 2025 10:50 |
|
ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ |
|
Saturday, 22 February 2025 13:09 |
|
11 የካቲት ህዝቢ ትግራይ ብውሑዳት ሙሁራት መንእሰያት ደቁ አቢሉ፡ አንጻር ገዛእቲ ደርብታት አምሓራ፡ ሽግ ሐርነቱ ዝአወጀላ ታሪኻዊት ዕለት`ያ። እዛ መዓልቲ እዚአ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ናይ ቃልሲ መሐዙቱ ህዝብታት ዓለም፡ ናይ ሓርነትን ጽንዓትን መዓልቲ ስለ ዝኾነት ብክብ ዝበለ ሞራል ክዝክርዋን ከኽብርዋን ክነብሩ’ዩም።
መሰለይ ኢሉ ካብ በረኻ ደደቢት ዝተበገሰ ናይ “ገስገስቲ ማሕበር ተጋሩ” ጸኒሖም “ህወሓት” ተሰምዮም ገባርን ሰራሕተኛን ካልእ ደርብን፣ ህዝቢ ትግራይን ብሓፈሻ ድማ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኣንቂሖምን ወዲቦምን ኣዕጢቖምን ንፋሺሽቲ መንግስቲ ደርግን ነቶም ንዘመናት ብትርክቲ ክብረ ነገስት “ንግስነትና ሉኡላዉነትና ካብ ኣምላኽ ዝተዋህበና’ዩ” ዝብሉ ዝነበሩ መሳፍንቲ ሲዒሮም ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ኢትዮጵያ መንቛሕቋታ ዲሞክራስያዊ ዘእተዉን፡ ኢትዮጵያ ብድኽነትን፣ ደርቅን፣ ጥሜትን፣ ሕማምን፣ ድሕረትን እትልለ ዝነበረት ድማ አብ ዞባናን ዓለምን ወላ ንሐጺር ግዜ ይኹን ተራአ እተበርክት መርአያ ሰላምን ልምዓትን ምትሕግጋዝን ክትከውን ገይሮማ’ዮም።
ምሉእ ሓሳብ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን፣ PDF-Link |
|
Last Updated on Saturday, 22 February 2025 14:32 |
|
Remembering is an act of defiance ! |
|
Monday, 27 January 2025 18:10 |
|
Political Prisoners, Prisoners of Conscience and Other
Forcibly Disappeared Citizens in Eritrea.
To read more go to this PDF link |
|
Last Updated on Monday, 27 January 2025 18:35 |
|
|
|
|