| ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሃገረ ስውሲ ከተማ ጀኔቭ፣ |
|
|
|
| Written by Administrator | |||
| Sunday, 28 October 2012 15:35 | |||
ዕለት። ን16 ህዳር 2012ዓም፣ሰዓት፣ 12: 00 ፋዱስቦታ። PARC CROPETTES ድሕሪ እታስዮነ ባቡርቴማ ሰላማዊ ሰልፊ፣« ይኣክል ምልኪ፣ ኢሳያስ ይተኣለ »እሱራት ፖሎቲካን ሕልናን ክፍትሑ፣ባርነት መንእሰያት ከብቕዕ፣ስደትን ሳዕቤኑን ክውዳእ፣ኵናትን ፍርሕን ክውገድ፣ኣብ ሃገርናፍትሕን መሰልን ዲሞክራስን ክነግስ፣ስላምን ልምዓትን ክዕንብብ፣ « ሕጂ ይኣክል ምልኪ፣ ኢሳያስ ይተኣለ »እናበልና ነቶም ኣፎም ተዓጾም ንዘለዉ ወገና ደምጾም ክንከውን፣ሃገራዊ ግቡእና’ዩ።
|
| < Prev | Next > |
|---|








