ጉሂር በርሀት ለመለም የንቱራ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ ክራ ሰበትድ ናይ ሓዘን መግለጺ ብሞት ተጋደላይ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ |
![]() |
![]() |
![]() |
Tuesday, 03 December 2013 20:26 | |||
ፋርስ ለመለም የንቱራ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ ኒሽጉልድ እክዲ ኮሊዲር መታን ለመለም ዩ ንክራ ጝርጋ ኣኽራሲክ ፊኹጋኹ ጝን።
ንሰና ሓይስ ጀረብዳኹ ወክትል ሲሩና፣ በሀር ሙኹር ባርነዲንና ለመለም ይነቱታት ኤከይ ደልም ጝን። ጉሂ ኮዶ ዓደድ ደኮክ።
ፋሪዕ እክባ መሩቛ ብሊኑኹ ኤርትራ/ሆደ፣ እና ኤርሳኹ ክራ ሙርቛ ብሊንኹሲ ጎሀይደት በርህዱ ንከውስኽር ኒዲ ለመለም የንቱታስኽር አማን እውንተት የክ።
ፋሪዕ እክባ መሩቛ ብሊኑኹ ኤርትራ/ሆደ
ናይ ሓዘን መግለጺ፡
ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡ሓርበኛ ተጋደላይ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ መሪር ሓዘን ከም ዝተሰመዖ ይገልጽ።
ሓርበኛ ተጋዳላይ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ከይተሓለለ ብዘይምቅራጽ እና ተቃለሰ እዩ ሓሊፉ።
ሓርበኛ ተጋደላይ ጃዕር ዓሊ ኣሰድ ኣብቲ ናቱ ኣስተዋጽኦ ዝያዳ ዝጥለበሉ ግዜ ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ንኩሎም ምእንቲ ለውጢ ዝቃለሱ ሓይልታት ዓቢ ክሳራ እዩ።ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡በዚ መሪር ኣጋጣሚ`ዚ ንኩሎም ስድራ ቤቱን ናይ ቀረባ መቃልስቱን ጽንዓት ይሃብኩም ይብል።
ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ
01/12/2013
|
|||
Last Updated on Wednesday, 04 December 2013 15:55 |