| Written by Administrator | 
	| Friday, 27 November 2015 16:32 | 
|  ብሞት ወይዘሮ ኣለምጸሃየ  መድሃኔ ( ብዓልቲ በቶም ንነፍሰሄር ዶር፡ በየነ ኪዳነ ዳብራ)
   መሪር ሓዘን ተሰሚዕና።   ንኽሎም ስድራ በታን ንኹሎም  ደለይቲ ፍትሒን ጽንዓት   ይሃበና። እዝጊ ኣብሐር ድሚ ኣብ መንግስቱ ይቀበላ።   
   ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብለን ! | 
	| Last Updated on Friday, 27 November 2015 17:05 |