www.blina.org

ህወሓትን ምምሕዳር ክልልን ቑጽሪ 39 ዓንቐጽን ጠንቂ ናይ ዘይምርግጋእ ህዝብታት ኢትዮጵያን ቐርኒ ኣፍርቓን ድ’ዮም? PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Monday, 26 February 2018 20:51

ንኢትዮጳያ ዝምልከት ንኢትዮጳዉያን’ዩ ዝምልከት ኢልካ ሱቕ ምባል ምተኻእለ እንተኾነ ፍትሒ ክጎድል
እሞ ኣብ ጎርቤትካ ብዓሌት ኣሳቢብካ ሰላማዊ ሰብ ክጠፍእ ከሎ ሱቕ ምባል ዳርጋ ንዝቀትል ካራ ምቅባል’ዩ።
ስለ ዝኾነ ሱቕ ኣይመረጽኩን። ኣፍንጫ ክትህረም ዓይኒ ትነብዕ ከም ዝበሃል’ውን ህዝቢ ትግራይ ሓዉናን
ጎረቤትናን ይትረፍ ኣብ ሩሑቕ ቦታ’ውን "ብዓሌቱ" ክህረምን ክጽልኣን ክመዉትን ዝኾነ ፍትሓዊ ክኹንኖኖ
ዝግባእ'ውን'ዩ። ዓሌቱ ትግራዋይ ይኹን ካልእ ዓሌት ዘጉደለ እንተሎ'ውን ናብ ሕጊ ኣቅሪብካ ፈቲሽካ
ፍትሒ ክፈርዶ ኣለዎ፡ እንበር ንስሪሑ ዝበልዕ ብቑዋም መሰረት ህወቱ ንዝመርሕ ብዓሌታዊ ጽልኢ
ብጎዞሞን ብኻራን ምሕራድ ኣመና ድሕረት'ዩ።

 

ቐጺልካ ንምንባብ ኣብ'ዚ ሊንክ ጽዓን !

Last Updated on Monday, 26 February 2018 21:04
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 203 guests online