ናይ ሓዘን መግለጺ። |
![]() |
![]() |
![]() |
Written by Administrator | |||
Sunday, 04 March 2018 16:36 | |||
ንቤተሰቦም ከኣ ጽንዓት ይሃቦም እናበልና ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ተባዕ ዘጋ እምቢ ን ወጽዓን ዘይሕጋዊ ተግባራትን ዝበሉ ኣቦና ሓጅ ሙሳ ኣብ ልቢ ኩልና ዝሰፈረ፣ ኣብ ታሪኽ ህዝብና ከኣ፣ ከም ኣብነት ኣብ ታሪኽ ዝዝከር ኣብነት እዩ።
ብሊና ኦርግ ሆደ፤
|
|||
Last Updated on Sunday, 04 March 2018 17:03 |