መግለጺ ሓዘን ንመስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳልይ ኣድሓኖም ገብረመርያም ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ ሆደ |
![]() |
![]() |
![]() |
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም | |||
Thursday, 25 February 2021 17:41 | |||
በዚ መሪር ናይ ሓዘን አጋጣሚ ንሙሉኣት ስድራ-ቤቱን መቅርቡን ናይ ቀረባ መቃልስቱ አባላት ሰልፈ ደሞክራሲ ኤርትራን ከምኡ’ውን ንኹልና ህዝቢ ኤትራ ጽንዓት ይሃበና።
ሕድሪ ሱዉኣትና ኣብ ሙልእ ዓወት ክበጽሕ ሙኻኑ ዘይተርፍ ሙዃኑ ንኣምን።
ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ
የካቲት 22-02-2021
|