www.blina.org

ደምዳሚ መግለጺ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር - ኤስሃግ PDF Print E-mail
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም   
Friday, 11 August 2023 07:29

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣህጉራት፡ ግን ኣብ ሓደ እዋን ካብ ዕለት 25 ሓምለ ክሳብ 5 ነሓሰ ዝተኻየደ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ላዕለዋይ ባይቶ ኤስሃግ፡ ሕሉፍ ጉዕዞታቱ ገምጊሙ መጻኢ መደባቱ ብምስራዕ ዛዚሙ'ሎ።

ኤስሃግ ብሕዳር 2021 ዝተመስረተ ናይ ሸውዓተ ውድባት ግንባር ኮይኑ፡ ኣብ ታሪኽ ናይ ደንበ ተቓውሞ ሓዲሽ ክበሃል ዝከኣል ክልተ ዓበይቲ ነገራት ተግባራዊ ንምግባር ዝዓለመን ብዓቕሙ እናኣተግበረን ዝጸንሐ ግንባር እዩ።

 

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ዝስዕብ ቐለበት PDF ጽዓን.

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 157 guests online