www.blina.org

8 መጋቢት 2025

    International women's day 2025.     ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂአንስትዮ 2025 ።...

ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ

11 የካቲት ህዝቢ ትግራይ ብውሑዳት ሙሁራት መንእሰያት ደቁ አቢሉ፡ አንጻር ገዛእቲ ደርብታት ...

Remembering is an act of defiance !

Political Prisoners, Prisoners of Conscience and Other Forcibly Disappeared Citizens in Eritrea.     To read more go to this PDF link...

8 መጋቢት 2025
Blina News - brk/news

    International women's day 2025.

    ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂአንስትዮ 2025 ።

 
ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ
Blina News - brk/news

11 የካቲት ህዝቢ ትግራይ ብውሑዳት ሙሁራት መንእሰያት ደቁ አቢሉ፡ አንጻር ገዛእቲ ደርብታት አምሓራ፡ ሽግ ሐርነቱ ዝአወጀላ ታሪኻዊት ዕለት`ያ። እዛ መዓልቲ እዚአ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ናይ ቃልሲ መሐዙቱ ህዝብታት ዓለም፡ ናይ ሓርነትን ጽንዓትን መዓልቲ ስለ ዝኾነት ብክብ ዝበለ ሞራል ክዝክርዋን ከኽብርዋን ክነብሩ’ዩም።

መሰለይ ኢሉ ካብ በረኻ ደደቢት ዝተበገሰ ናይ “ገስገስቲ ማሕበር ተጋሩ” ጸኒሖም “ህወሓት” ተሰምዮም ገባርን ሰራሕተኛን ካልእ ደርብን፣ ህዝቢ ትግራይን ብሓፈሻ ድማ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኣንቂሖምን ወዲቦምን ኣዕጢቖምን ንፋሺሽቲ መንግስቲ ደርግን ነቶም ንዘመናት ብትርክቲ ክብረ ነገስት “ንግስነትና ሉኡላዉነትና ካብ ኣምላኽ ዝተዋህበና’ዩ” ዝብሉ ዝነበሩ መሳፍንቲ ሲዒሮም ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ኢትዮጵያ መንቛሕቋታ ዲሞክራስያዊ ዘእተዉን፡ ኢትዮጵያ ብድኽነትን፣ ደርቅን፣ ጥሜትን፣ ሕማምን፣ ድሕረትን እትልለ ዝነበረት ድማ አብ ዞባናን ዓለምን ወላ ንሐጺር ግዜ ይኹን ተራአ እተበርክት መርአያ ሰላምን ልምዓትን ምትሕግጋዝን ክትከውን ገይሮማ’ዮም። 

ምሉእ ሓሳብ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን፣ PDF-Link

 
conferance
News - Featured News

 
መልእኽቲ ኣቦ መንበር ንፈስቲቫል 2024
Blina News - brk/news

ክቡር ኣቶ ያሲን ዓብደላ ም/ ኣቦ መንበር ፖ ሓ ኤ
ክቡር ኣቶ ካሕሳይ ጉፍላ ሓላፊ ገንዘባዊ ቤት ጽሕፈትን ማሕበራዊ ጉዳያትን
ክቡር ኣቶ ጽሃየ ቀለታ ኣቦ መንበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ ፈስቲቫል 2024
ክብርቲ ወሮ/ ኣድያም ተፈራን ክቡር ኣቶ ግርማይ ዘሚካኤልን ኣስሳሰይቲ መድረኽ
ክቡራንን ክቡራትን ናይ ሰለስቲኡ ኣባላት መሪሕነትን መሰረታትን
ክቡራት ኣባላት መራኸቢ ብዙሃን
ክቡራንን ክቡራትን ዕዱማት ኣጋይሽና
ብስም ማእከላይ መሪሕነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ አቕርበልኩም
እንቋዕ ናብዚ ፈስቲቫልዚ ክንሳተፍ ኣብቅዓና።

ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ኣብ ዝስዕብ PDF link ጽዓን።

 
ዝኽሪ ስውኣት 2024
Blina News - brk/news

 
24 mai independence day Eritrea
Blina News - brk/news

 
ርሑስ በዓል ፋስካ 2024
Blina News - brk/news

 
ድሕነትና ብስሙር ቅልጽምና!!
Blina News - brk/news

ህዝቢ ኤርትራ ሰፍ ዘይብል መስዋእቲ ከፊሉ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ካብ ዝላቐቕ ኣነሆ 33 ዓመታት ክመልእ ሰሙናት ተሪፍዎ ኣሎ። እዘን ዝሓለፋ ልዕሊ ሰላሳ ዓመት ግን ንለበዋታት እቶም ዝተሰውኡን ንባህግን ተስፋታትን እቶም ብህይወት ነጻነት ዝረኣዩን ዜጋታትና ዝምጥን ከም ዘይነበረ ብግብሪ ዝተራእየለን ዓመታት ምዃነን ዓለም ዝመስከረሉ ሓቂዩ። ዝተሰደዱ ናብ ሃገር ዝምለሱሉ፡ ዝጠመየ ዝዕንገለሉ፡ ልዕልነት ሕጊ ዝረጋገጸሉ ኮታ ከም ዜጋ ብሰላም ወጺኡ ብሰላም ዝነብረሉ ኮይኑ ኣይተረኽበን። እኳ ደኣስ ካብዚ ኣረሜናዊ ዘቤታዊ መግዛእቲ፡ ዝሓለፈ ባዕዳዊ መግዛእቲ ይሓይሽ ክሳብ ምባል ዝበጽሑ ዜጋታት ከምዘለዉና ሓደን ክልተን ዝበሃሎ ኣይኮነን።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቐለበት ጽዓን፣ PDF link.

 
ዝተባራኸ ረመዳን 2025.
Blina News - brk/news

 
Remembering is an act of defiance !
Blina News - brk/news

Political Prisoners, Prisoners of Conscience and Other

Forcibly Disappeared Citizens in Eritrea.

 

 

To read more go to this PDF link

 
ቲዃ ያኸኒትሪ ላዂ 1961 ቛላኹ ቆል እክባ ፋሪዕ ሙርቛ ብሊንኽ ኤርትርያ/ ሆደር ስጝድ ስክራኽ ክቱብ።
Blina News - brk/news

አርባ ያኸኒትሪ (ባሕቲ መስከረም) ዪና ድግምል ህጃም በሄር ሻኽረሪ ግርጋ ግን። አምበሮጦርየት ኢትዮቢይኹ ዉዕል ፈደረሽኑኹሲ ዕምጭድ ላዃ ላኹድ ነጨጨክ ማሉ ኤርትሪ ባሕርሲ ወረስሮ ነብኽሩ፣ እከክ ኤርትርይው ሕሳንድ ደዉ ሲድኖሉ ገሪ ለምለም እሲኒኹ። ንጉስ ሃለስላሴኻ ና ወንቀረስ ሒልድ ጨፍለቅና ሓኽገድ ኮፍ ዮ ጋቢሮ ምራድ ቋሊስላ። ሰልፍ ለመለም የንቱቱ እርገዉ ማሕበር ሾብዓተ ይሰዉሲ ንሽወዲ ክረዲ ሲ ና ቂርሲ ጭልም እሰትሉ ድግም ህንበኩን ግን።

 

 

 

 

To read more go to this PDF-link

 
Final Statement of 1st Conference of The Eritrean Political Forces (EPF)
Blina News - brk/news

The process for joint work of the Eritrean Political Forces (EPF), started in February 2020 as initiated by the late patriot Berhane Woldeghebriel, has successfully attained the intended objectives through holding its First Conference between 5 and 8 August 2024 in Wiesbaden, Germany. Launching this umbrella are: the Eritrean United National Front (EUNF); the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) and the Red Sea Afar Democratic Organization (RSADO). Attended by delegates coming from many parts of the globe and other delegates who could not make it to the conference fully participating in the deliberations via modern electronic media, the conference discussed in great depth:

To read more go to this PDF link

 
ዝኽሪ ክብርትን ፍትውትን ኣደናን ሓፍትናን ነፍስሄር ኪዳን ናሳሕ መሓመድ።
Blina News - brk/news

ነፍሰሄር ኪዳን ናሳሕ ብዕለት 01/07/1952 ካብ ኣቦኣ ናሳሕ መሓመድ ካብ ኣዲኣ ስላስ ሓምደ ኣብ ባምቢ ኣውራጃ ሰንሒት ኤርትራ ተወሊዳ። ክብርቲ ነፍስሄር ኪዳን ምስ በዓል ቤታ ኣቶ ስዩም ወልደንስኤ ተመርዕዮም ናኢሳቅን መልንን ወሊዶም።

ኪዳን ምስ ኩሉ ሕውስቲ ዓቢ ንእሽተይ ከይበለት ጠርናፊትን መሃሪትን እያ ነይራ። ልምድን ባህልን ሕብረተሰብና ከይሃሰሰ ብፍላይ ቛንቛን ባህልን ብሌን ንንኡስ ክሓልፍ ዓቢ ግደ ኣበርኪታ። ነፍሰሄር ኪዳን ናሳሕ ብለውሃታን ቅንዕናኣን ጻዕራን ድማ ተዘኪራ ክትነብር እያ። “እቲ ፍረ መንፈስ ግና ፍቕሪ፣ ሓጐስ፣ ዕርቂ፣ ዓቕሊ፣ ለውሃት፣ ሕያውንውት፣ እምነት፣ ህድኣት፣ ይኣኽለኒ ምባል እዩ። ”ገላትያ 5:22 ። ኣብዚ ከቢድ ናይ ሓዘን ግዜ ዝደገፍኩምናን ደዊልኩም ዘጸናናዕኩምናን ዝበጻሕኩምናን ዘቃበርኩምናን ብልቢ ምስጋና ነቕርብ። ሕሰም ኣይትርከቡ።

 

እግዚኣብሔር ንህዝብና ይባርኽ።

 

 

 

 

‘May the Lord bless you and keep you:

The Lord make his face to shine upon you, and be gracious to you.’

                                 Numbers 6:24

 

Kidan Nasah was born on July 1st 1952 in Bambi Eritrea to Nasah Mohammed and Selas Hamde. She passed away on June 9th 2024 in Rotterdam the Netherlands. She is married to Seyoum Weldensei and gave birth to two children, Issac and Mellen.

She was known for building bridges between people of all age, places, and races. She loved gardening, and learning and was passionate about maintaining and passing on Blin language and culture. We are saddened by her loss and draw comfort from the fact that she left behind a piece of her legacy in everyone who crossed paths with her.

 

‘But the fruit of the spirit is love, peace, patience, kindness, goodness, faithfulness, gentleness, self-control, against such there is no low.’

                                   Galatians 5:22

We are thankful for all the love and support that we have received during these difficult times.

                      May the Lord bless us all.

 
1 መግለጺ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር (ኤስሃግ) ብምኽንያት ግምቦት 24 መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ፡
Blina News - brk/news

ልክዕ ከም'ዚ ሎሚ ቅድሚ 33 ዓመት ኣብ ግንቦት 24 1991 ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ተበራረይቲ ባዕዳውያን ሓይልታት ዘካየዶ ናይ ወለዶታት ቃልሲ ንነጻነትን፡ ሃገራዊ ልዑላውነትን፡ ብዓወት ተዛዚሙ ። ነዛ ዕለት እዚኣ ብክብሪ ክነብዕላ እንከሎና፡ ኣቐዲሙ ኣብ ኣእሙሮና ዝመጽእ፡ እቲ ናብ'ዛ ዕለት እዚኣ ንምብጻሕ ምእንቲ ህዝቦምን መሬቶምን ክብሉ፡ መተካእታ ዘይብላ ክብርቲ ሂወቶም ዝወፈዩ ጀጋኑ ሰማእታትናን፡ ኣካላቶም ቀቢሮም ዝኣተዉ ስንኩላንናን እዮም ። ብመስዋእቶምን፡ ስንክልንኦምን፡ ዝተሰርሐ ታሪኽን እንዳዘከርና፡ እንሓዝነሉን ነስተንትነሉን ዕለት ጥራይ ኣይኮነትን፤ ብርግጽ እቲ ዝተኸፍለ ዋጋ፡ ነጻነት ምርግጋጽ ጥራሕ ኣይነበረን፡ ሕቶ ሰላም፣ ፍትሒ፡ ዲሞክራሲ፡ ልኣላውነትን ዘላቂ ምዕባለን ንምርግጋጽ’ውን ኢዩ ነይሩ ፡ ይኹን እምበር፡ ህዝባዊ ግንባር/ህግደፍ ብሓይሊ ብረት ስልጣን ስለ ዝበሓተ ተኾሊፉ ። ስለዚ እቶም ብሂወት ዝኣተና ነዛ ክብርቲ ዕለት ክነኽብር እንከለና፡ ነቲ ብሰንኪ በሓቲ ስርዓት ህግሓኤ/ህግደፍ ዝተኾልፈ፡ ሕቶ ሰላም፡ ፍትሒ፡ ዲሞክራስን ዘላቂ ምዕባለን መሊእና ንምምላስ፡ መብጽዓና ደጊምና እነሕድሰላ ናይ ቃልስን ዓወትን መዓልቲ ኢያ ።

 

ምሉእ ትሕዝቶ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን PDF link

 
ብምኽንያት መይ-ደይ ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ-ሸቃሎ፡
Blina News - brk/news

ሎሚ፡ ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ሸቃሎ፡ ንመበል 131 ግዜ ትኽበር ኣላ። ታሪኻዊት ዕለት ግንቦት ሓደ (May-Day) ንቃልስን መስዋእትን ሸቃሎ ዓለምና ንምዝካር ዝተሰየመት'ያ። ሸቃሎ/ሰራሕተኛታት ኤርትራ'ውን ከም ኩሎም ካልኦት ሸቃሎ ዓለም፡ ክብርቲ ባዓሎም ብምዃና፡ ኣብ ክሊ'ቲ ዘሕልፉዎ ከርፋሕ ሂወት ኮይኖም እናዘከሩዋ ጸኒሖም እዮም። ሎሚ'ውን ኣብ ፍሉይ  ኩነታት ኮይኖም የብዕሉዋ ኣሎዉ።

 

ቀጺልካ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቐለበት ጽዓን፣ PDF link

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 98 guests online

ሆ ደ ር  ሕ ላ ን