www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news መግለጺ ሓዘን ብስዋእቲ ተ.ኣሕመድ ናስር : ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ
መግለጺ ሓዘን ብስዋእቲ ተ.ኣሕመድ ናስር : ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ
Thursday, 27 March 2014 21:21

ብምኽንያት መስዋእቲ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ዝተሰማዕና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ተጋዳላይ ስውእ ኣሕመድ ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ብጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ካሳብ ዕለተ ሞቱ ዝተቃለሰን ዘቃለሰን እዩ፡፡ኣብ ጽንኩር መድረኻት ክምህ ከይ በለ ኤርትራዊ መንነት ኣብ ምህናጽ ናቱ እሻራ ዘዕረፈ ሓርባኛ ተጋዳላይ እዩ ነይሩ። በዚ መሪር ኣጋጣሚ`ዚ ዝተሰማዓና ዓሚቑ ሓዘን ደጊምና ኣንዳገለጽና፡ ንስድራቤቱን ኅ፣ ንኩሎም መቓልስቱን፣ ፈተውቱን፣ ሃገርን ጽንዓት ይሃብኩም፣ ይሃበና፣ ንብል። ንገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ድማ መንግስተሰማይ የዋርሶ። እቲ ዝገደፈልና ሕድሪ ኣብ ምዕራፍ ከነብጽሖ ድማ በዚ ኣጋጣሚ`ዚ ቓል ንኣቱ::

 

ተ. ኣሕመድር ክረስ ዋስነሰና ገሪኹድክ በኻዅዱዅና፣ በሀር ክድመት ድገሲ ኒሽጙልድ ከደማዅዲ፣ ተምኔታዅዲ፣ ፋርስ ኣዳም ፈሩኹና። ኒትኻ መንግስተ-ሰማይ ንዕያልዲ ንወንድዲ ኒጨርዲ ኮሊድስኻ ኤማን እውንተት እውን ይነት ይነኩን።

ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ

Last Updated on Friday, 28 March 2014 10:00
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 185 guests online