You are here:
ደምዳሚ መግለጺ ሳልሳይ ጉባኤ ኤስደለ |
Tuesday, 04 January 2022 16:57 | |
ኤስደለ ካብ ዕለት 27–30 ታሕሳስ 2021 ሳልሳይ ጉባኤኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ኣብ መኽፈቲ እዚ `ኩሉ ዓቕምታትና ኣዋሃሂድና ንድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ንቃለስ` ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝተሰላሰለ ጉባኤ ኣብ መኽፈቲ ጽምብል ብርክት ዝበሉ ፈተውቲ ውድባትን ወከልቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶን ወከልቲ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግምባርን ደቂ-ኣንስትዮን ተረኺቦም ኣማዕሪጎሞ ውዒሎም ኣዮም። ነቶም ውድብና ኤ.ስ.ደ.ለ. ኣብ ሓድነት ደንበ ተቓውሞ ዝጸንሖ ኣዎንታዊ ተራ ምስክርነት ምሃቦም እናኣመስገንና ምእንቲ ሓድነትን ደንበ ተቓውሞ ቃልስና ብናህሪ ከምዝቕጽል ከነረጋግጽ ንደሊ። ምሉእ ሓሳብ ንምንባብ፡ ዝስዕብ PDF link ጽዓን።
|