www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ግለጺ ምስሓብ ክልተ ውድባት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ደሞክራሲያዊ ውድብ ብሒረ ብሌን (ሆደ) ካብ ኤሃባደለ
ግለጺ ምስሓብ ክልተ ውድባት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ደሞክራሲያዊ ውድብ ብሒረ ብሌን (ሆደ) ካብ ኤሃባደለ
Wednesday, 20 September 2023 14:31

ብቐዳምነት ዕዙዝ ገድላዊ ሰላምታና ክነመሓላልፈልኩም ደስ ይብለና። ብምቕጻል ንሕና ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ደሞክራሲያዊ ብሔረ ብሌን (ሆደ) ካብ ቅድመ-ቀዳማይ ጉባኤ ኣዋሳ ኤሃባደለ፡ ማለት ካብ ኮሚሽን ጀሚርና ስጋብ ቀዳማይን ካላኣይን ጉባኤ ኤሃባደለ ዓቕምና ብዘፍቅዶ ንባይቶ ብዘይ ግብዝነት፡ ሓያል ናይ ህዝቢ ኤርትራ ባይቶ ንኽኸውን እቶም ኣብ ዝለዓለን ዝተሓተን ሓላፍነት ዝተመዘዙ ኣባላትና ሙሉእ ግዜኦም እናሃቡ ኩሉ ዘለና ዓቕሚ ጸንቂቕና ከነበርክት ጸኒሕና ኢና። እዚ ክንብል ከለና ሃገራዊ ጉቡእና ኢልና ስለ እንኣምን እምበር ሓለፋ ወይ ናእዳ ስለ ዝተጸበናሉ ኣይነበረን።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምንባብ፣ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን.PDF Link.

Last Updated on Wednesday, 20 September 2023 14:52
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 169 guests online