|
ግዜጣዊ መግለጺ ስሪሕት ፈንቅል ትማልን ሎሚን ዲውብብኤ/ሆደ |
|
Sunday, 15 February 2026 19:13 |
|
ንኲናት ብፍልፍስና ክንርኦ ከሎና ፍትሓዉን ዘይፍትሓዉን ኢልና ንምድቦ። ፍትሓዊ ንመሬትካን ንሉኡላዉነትካን ንታሪኽካን ባህልኻን ንሂወት ሰብካን ክትከላኸል ትገብሮ ህዝባዉን ፍትሓዉን ይበሃል። መሬት እንዳማትካ ወሪርካ፣ ረብሓ ፕሎቲካኻን፣ ቑጠባኻን፣ ክትግብት ትገብሮ ትዕምጽ ስለ ዝኾነ ዘይፍትሓዊ ይበሃል’ዩ። ኲናት ኩሉ ግዜ ሂወትን ቑጠባን ዝበልዕ ስለ ዝኾነ ጸረ ሰብን ሰብኣዉነትን’ዩ። ብሰላምዉን ብምድርዳርን ክትፈትሖ ምስ ዘይትኽእል ግን ተገዲዲካ ክትኣትዎ ይከእል’ዩ። ኣብ’ዚ ኲናት ተዓዊትካ ክትወጽእ ንዉሽጣዊ ኩነታትካ ምጽናዕን፣ ምቅርራብን ኣሎካ። ህዝባዊ ደገፍ ክትረክብ ትርግታ ልቢ ህዝብኻ ምስማዕን በብኸባቢኡ ክኸትት ናይ ክተት ኣዋጅ ክተስሚዕ ይግባእ።
ቀጺልካ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቐለበት(PDF link) ጸዓን።
|
|
Last Updated on Sunday, 15 February 2026 19:42 |