ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ንሕቶ ፎርቶ ዝድግፍ ብዕለት 08.02.2013ዓም ኣብ ጀኔቭ ሃገረ ስዊስ ተኻይዱ። |
![]() |
![]() |
![]() |
Written by Administrator | |||
Wednesday, 13 February 2013 22:26 | |||
ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ምስ’ቲ ሕጽረት ግዜን ምስ ቁሪ የካቲትን 500 ዝግመት ህዝቢ ተረኺቡ። ዝበዝሔ ቁጽርን ወኒ ቓልስን ዘርኣየ መንኣሰይና ከም ዝነበረ ብኣድናቖት ንገልጾ። መንፈስ ቃልሲ ዘሕይልን ንሓድነትና ዘትርርን ግጥምታት ብትግሬን ትግሪኛን ዓረብን ብስነ ጥበበኛታት ተነቢቡ፣ ብባንዴራታትን ብዓበይቲ ጽሑፋት ንፍሽስቲ ዝውግዱን ደሚቁ፣ ስላ ኣሓትና ሕንባሻታት ከም ብላዕካ ከም ዝነበረ ብሓጺር እናገለጽና ብጭርሖታትና’ቲ ከባቢ ነቕኒቕዎ ዊዒሉ።
|
|||
Last Updated on Monday, 15 July 2013 23:16 |