ዮሃና ን መበል 31' መዓልቲ ናጽነት ሃገረ አርትራ። |
Blina News -
brk/news
|
እዚ መዓልቲ’ዚ ኣብ 1991ዓም ኮይና ክንርእዮ ከሎናን ሎሚን ዝተፈላለይ ስሚዒታት ኣይፈጥረልናን፣ እኳ ድኣ ሎሚ ካብ ቅድም ዝለዓለ ፍናንን ክብርን ይህበና።ናጽነት ሱዉኣት ጀጋኑና ዘረከቡና’ያ፣ ክሳብ ሎሚ ምዕቛባ ድማ ሕድሪ ናቶም ዘይምጥላም’ዩ። ንናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ብሂወትን ብግዜን ብንብረትን ብገልታዕታ ስደትን ዝኸፈልናዮ ዋጋ ክሳብ ሎሚ ብመጽናዕቲ ዝተደገፈ ጽበጻብ ዘይምግባሩ እቲ ዝዓብየ በደል’ዩ። ንናጽነት ብሓላፍነት ዝተቐበሉ እሞ ክሳብ ሙሉእ ፍትሒ ከይትበጽሕ ዝተጻረሩን ዝዓንቐፉን ኣብ መንግስታዊ መዋቕር ዘለዉ ብወጄል ይሕተቱ፣ እቶም ግዳያት’ና ንብል’ውን ሰሚርና ተኻኣኢልና ከም’ቲ ቅድሚ ናጽነት ተሰዊኦም ናጽነት ዘጨበጡና ተወፊና ስለ ዘይሰራሕና ንህዝብና ኣብ ሕማቕ ሂወት ክጸንሕ ስለ ዝገብርና ብሕመቕና ተሓተቲ’ና። ኣብ ግዜ ቓልሲ ብዘጓነፈ ሓድሕድ ሙውጋና ሂወት ብዙሓት ስለ ዝጠፍኤ፣ ብዕርቕን ፍትሕን ከይተዕጽወ፣ ነዚ ጠላም መንግስቲ ኣብ ሕጊ ደዉ ከየበልና መበል 31 ዓመት ናጽነት ሃገረ ኤርትራ በጺሕና። ዝተቓለሰ ዝተሰዉኤ ዝተሰደ ዝጠምየ ዝተኣስረ ህዝቢ ስለ ዝኾነ እዛ ናጽነት’ውን ሸረፍ ድያ ስባር ብዘየገድስ ነቲ ዋንኣ ህዝቢ ኤርትራ እንቛዕ ኣብ መበል 31 ዓመት ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብጻሓካ ንብሎ፣ ዮሃና ህዝብና!!! ዮሃና ንሱዉኣትና ነዛ ክብሪ ናዛ ሂወት ዘልበስኩምና!!!!
ዳግም ዮሃና!!!
ብሊና ኦርግ። G. K.
|
Blina News -
brk/news
|
Eid me ruk. Kulu sena wa entum taybin. |
8 መጋቢት ዓለም'ለኽ መዓልቲ ደቂ'ንስዮ። |
Blina News -
brk/news
|
ኡሰሪ ካኒልድኻ ሸምጠጥሮ፣ ብሪልድኻ ሕንፍልዶ፣ መንደርትኑ ኣርጝናዂ ዳለትል ካብሪዲ ገሽዲ ሰጘቲ።
ቢልድኻ ጎድስታዂ፣ ደርብ ሺራዂ ፈርዶኻ ሰቐጥራዂ፣ ኤመሪሲ ዪሮ እንኲርዳዂ ዳልት እንተሰናኻ፣ ነሳዂራ ርድቕ እንኲልኲልኒል ኤዋዂ ናን ሻዂዂ። ንድ ኻ ደፋ ዮ ነሳዂራ ቦሎቲከስር ጎምጨጩ ፈሩዂ። እና ክብር ጙርዊዂሲ ዓውዲስኽር፣ ፍትሕድር፣ እምነትድር፣ ንቊርስቊርሊ ሓለፍዱዂሉ።
ኡሰሪ ንብርፍልድ ግርወስ ሓሸምድቶ ፈጠርስረርጝን፡ ጭፍር ልኲልድ ሽብካ ኣኾሩኹል ኣኽራሲክ ሰርቶ ሻኽቲ፡ ዲብትነበዲ፣ ተበነዲ፣ (ርድቕ እንኲልኩልና) መሀርስነዲ ንርቲ ቛለው ኣኽላ፣ ያዂ በዳን ዓውዲ፣ ለገዱ እንትነዲን፣ ኡሰሪ ዓለምሊ ንር ክብር ነቀሱ እንቱዂ።
እዚ ጽሑፍ ንዳግም ፖስት ተገይሩ።
ምለእ ትሕዝቶ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ PDF link ጽዓን
|
Blina News -
brk/news
|
ዓለም-ለኻዊ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ
ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ከቢድን ዘስካሕክሕን ውግእ፡ ብሕቡራት ሃገራትን (UN) ብካልኦት ማሕበራዊ መድያታትን ይቃላሕ ኣሎ።
ኣብ ልዕሊ በርገሳውያን ህዝብታት ኢትዮጵያውያን ብፍላይ ከኣ ኣብ ትግራዎት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ናይ ግብረ-ሰናይ ማሕበራትን ክኸይድ ዝጸንሔን ዝኸይድ ዘሎን ህልቂት፡ ኣዝዩ መሪርን ዓሚቝን ሓዘን ከም ዝተሰመዓና ንገልጽ።
በዚ ጭካኔ’ዚ ንዝሓልፍ ዘሎ ህይወታት ሰላማዊ ዕረፍቲ፡ ንስድራ-ቤታትን ትካላትን ድማ ጽንዓት ንምነ። ንፈጸምቲ ገበናትን ተሓባበርትን ኣጥቢቕና ንኹንን።
ብመንጎኛን ነጻን ኣካል ተጸኒዑ ፈጸምትን ተሓባበርትን ናብ ቤት-ፍርዲ ብምቕራብ ሕጋዊ መቕጻዕቲ ክፍጸም ነማሕጽን።
ሕቡራት መንግስታት ናይ ስደተኛታት ተሓላቒን (UNHCR) ከምኡውን ካልኦት ናይ ግብረ-ሰናይ ትካላትን ብሰንኪ እዚ ውግእ እዚ ካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉ፡ ህይወት ንምድሓን ዘድሊ ዘበለ ብህጹጽ ሓገዛቶም ከቕርቡ ንጽውዕ።
To continue choose the language you wish from the link...
Tigrigna.PDF
English.PDF |
ኪዳ ሓዲስ ኤመራ 2022ዓም ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ ኤርትራ/ሆደ |
Blina News -
brk/news
|
ይና ዓዋዲትል ኤመራ ሓዲስ መስቐል ግን ንሺብታዂ። መስቐል ወክት ሽቕ ደኮ መሽዉል ቱናዂ ግን። መስቐሊ ሱርዲ ሸብዲ ስነዲ ሰኸርዲሲ በለል ያዂ ኣኽነዲን ራድቕር ሓግልኽር መጡ ኮፍ የናዂ ወክት ግን። ኣዳም ክድመትድማ እንሽክድ ኒ ኮልድ ሺሮ ሰጘን እና ግርጋ ኒሂትል ወንተርዶ ሳድሰኩ። ወሲዲ ኤሪ ተባብዲ በረኸዲ ጊትዲትል ውሪ ቑሾትል ሽቅረሪ መስቐል ኩንጝል ናዉክ ከሌብል ሓየብሰቲ። ኩንጝ መስቐሊ ዋዲክ ሓዲስ ኤመርል ጋእ ስትና ዩኖ ና ዓዋዲር ድርብድ ኢረር ይነኩ። መስቐሊ ግን ኤርክእእስነኩ። ሕጨ እሲነ ክኻን ኮሸረነኩ።
መሰቐል ግርጊል ሓዲስ ሰረነኩ፣ ፋልሰነኩ፣ሓዲስ ብርፍኽሲ የመመነኩ። ሻሎትኻ ኩንኻ ሆየ የነኩ ቂርትክ ዋዓበነኩ። ይና ዓዋዲሲ ብሀር ባሕሮ ግን።
To read full text clink on this PDF link |
ደምዳሚ መግለጺ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር(ኤስሃግ)፡ |
Blina News -
Blin/ብሊን
|
ሓደን መተካእታ ዘይብሉን መንገዲ ዓወት፡ ንኹሉ ፍልልያት ብጥበብ ኣመሓዲርካ፡ ዘሎካ ሰውራዊ ዓቕምታት ብምስማርን ብምጥማርን ከም ዝኾነ ዝተሰማምዑ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ቀዳምነት ዘቐመጡ ኤርትራውያን ሃገራውያን ውድባት፡ ድሕሪ ናይ 4 ኣዋርሕ ጽዑቕን ዓምዩቕን ርክባትን ብሱል ክትዓትን ኣብ ሓባራዊ መረዳእታ ተበጺሑ። እቲ ዝተበጽሐ ሓባራዊ መረዳእታ፡ ነቲ ብሰንኪ ገባቲ ምሕደራ ጉጅለ ህግደፍ/ኢሳያስ ኣብ ፍጹም ሓደጋ ወዲቑ ዘሎ ሃለዋት ህዝብን ሃገርን ህጹጽ ፍታሕ ንምሃብ ዘብቅዕ ኣንፈት ቃልስን ኣወዳድባን ምኽታል ኣማራጺ ዘይብሉ መንገዲ ምዃኑ ዘነደረ እዩ። ብመሰረት ዝተበጽሐ ሓባራዊ ዕግበትን ውሳኔን ከኣ፡ ካብ ዕለት 18 ክሳብ 20 ሕዳር 2021፡ ንሰለስተ መዓልታት መስራቲ ዋዕላ ተሰላሲሉ። እዚ ኣብዚ ፍሉይ ወቕቲ ብሓድሽ ኣገባብ ተተኺሉ ዘሎ ግንባር ቀንዲ ዕማሙ ነቲ ጠንቂ ምብትታንና፡ ብርሰትናን፡ ሓደጋ ህላወናን ቀጻልነትናን ዝኾነ ገባቲ ጉጅለ ህግደፍ/ኢሳያስ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ምፍራስን ምድምሳስን ኮይኑ፡ ንኹሉ'ቲ ብህግደፍን ንሱ ዝፈጠሮ ግንባርን መሻርኽቱን ዝተኣልመ ንነጻነትናን ልዑላውነትናን ዝጓነጽ ሸርሕታትን ተንኮላትን ምፍሻል እዩ።
To continue chose the Language of your preference down the list..
Tigrinya.pdf
English.pdf
Arabic.pdf |
ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊን ኤርትርያ/ሆደትልድ ዳንዲ ሕሹምዲ ዶክቶር ክፍለማርያም ሓምደትል |
Blina News -
brk/news
|
ኣዳም ፈጠርሱ ሑር (Free) ኣኾ ግን ንፈጠርሳኹ፡ ኣዳምር-ኮት ጋእ`ዮ ሰና ኒምርድ`ሰና ኣኾ ጋቢሮኽር፣ ከትብሮኽር፣ ኒ ረኤይሲ ኡሮኽር፣ ኒ ሜርሔታትሲ ፍሪርዶኽር ፍሪርስሮኽር፣ ከተስ ከታ፣ ትክሲ ትክ፣ ይሮኽር ሳቢሮኽር ወግህሮኽር ኒ ናይ ግን።ሓይስ ዳን ክፍለመራያም ኽር ፣ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኒኹ/ሆደ (Dimocratic Organiation Of Blin Nation Eritrea/Hodde) (ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ) ‘’ዮህና ንሓይልታትን ህዝቢ ትግራይን’’ ያኽ ይና ክቱብ ፈሰና፡ ኒ ሱጙስኽር ኒ መልእኽቲድር ቋልኹድ ‘’ዪስጙድ ኣኽን ብሊና ሱጙድ ከተግብጋ፣ እንተት ወከላኹም ብሊና እላ’’ ይሮ ኩ መኸላዲ ሕበበርደFace Bookል ኩ ስጙድ ገምድረዉሲ ነበብዱንኹን።
To read more click on this PDF link.
|
ዮሃና!!! ንሓይልታት ምክልኻል ህዝቢ ትግራይ |
Blina News -
brk/news
|
ኽቡር ህዝቢ ትግራይ፣
ወረርቲ ሓይልታት ብልጽግናን ፍሽስታዊ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ዓንገልቶምን፡ አብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ሽርሕታታ ክፈትሉ ድሕሪ ምጽናሕ ሎምስ ዓቕምን ደገፍን ኣሎና ኢልም ተኣማሚኖም ‘’ሕጊ ምኽባር’’ ብዝብል ጉልባብ፣ ናይ ኣሜሪካ ምርጫ ከም መኸወሊ ተጠቂሞምም፣ ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ግዜ ክድምሱስኻን ከንበርክኹኻን ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ጭካኔ ብሰማይን ብመሬትን ወሪሮምኻ። ብሰዓታት ክፍጽምዎ ሙዃኖም ቓል ኣትዮም። ነዚ ቐታሊ ከቢድ ኲናት ተጻዊርካ ድሕሪ ሾምተ ወርሒ ሓይልታትካ ወዲብካ ብወፍሪ ኣሉላ ኣባ ነጋ ዝስሜ በርቓዊ ደምሳሲ ስርሒት ፈኒኻ እነሆ ድሙቕ ዓወታት ትሓፍስ ኣሎኻ። ነዚ ዓውታትካ ብዕላማን ብሕዉነትን ንርኦ ስለ ዝኾና ንሓይልታት ምክልኻልካ ዮሃና!! ከምኡ’ውን ንሙልእ ህዝቢ ትግራይን ንኹሉ ሰላም ዝምኔ ሕብርተሰብን ዮሃና ንብል።
To continue click on this PDF link |