www.blina.org

8 መጋቢት ዓለም'ለኽ መዓልቲ ደቂ'ንስዮ።

ኡሰሪ ካኒልድኻ ሸምጠጥሮ፣ ብሪልድኻ ሕንፍልዶ፣ መንደርትኑ ኣርጝናዂ ዳለትል ካብሪዲ ገሽዲ...

ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ/ሆደ፡ ሽካ ሰዃ(13) አመሪዂ ጀዊሪ ግርጛ።

ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ/ሆደ፡ተከልስረትልድ (2009-2022) 13 ኤመራ እሰረ ባሕሮ ጀዊሩዂ ባሓር ደ...

ምልክ ኤሪትሪዂ ዕምጭድ ሓርጠክ እንሸወዉ ክሱሰንኻ አቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ መ/ ሻ/ሚካኤል ሰገነይቲሩዂ ቋላዂድ ቆል ሆደሩዂ።

ይና በለዲ ሊኽ ኤመታት ኒር ክርሚል ወኽደም ዕምጩዂ ገሞላ ኒልድ ረሄይቶ ሰልፍኻ በሎቲከድ ከ...

8 መጋቢት ዓለም'ለኽ መዓልቲ ደቂ'ንስዮ።
Blina News - brk/news

ኡሰሪ ካኒልድኻ ሸምጠጥሮ፣ ብሪልድኻ ሕንፍልዶ፣ መንደርትኑ ኣርጝናዂ ዳለትል ካብሪዲ ገሽዲ ሰጘቲ።

ቢልድኻ ጎድስታዂ፣ ደርብ ሺራዂ ፈርዶኻ ሰቐጥራዂ፣ ኤመሪሲ ዪሮ እንኲርዳዂ ዳልት እንተሰናኻ፣ ነሳዂራ ርድቕ እንኲልኲልኒል ኤዋዂ ናን ሻዂዂ። ንድ ኻ ደፋ ዮ ነሳዂራ ቦሎቲከስር ጎምጨጩ ፈሩዂ። እና ክብር ጙርዊዂሲ ዓውዲስኽር፣ ፍትሕድር፣ እምነትድር፣ ንቊርስቊርሊ ሓለፍዱዂሉ።

 

ኡሰሪ ንብርፍልድ ግርወስ ሓሸምድቶ ፈጠርስረርጝን፡ ጭፍር ልኲልድ ሽብካ ኣኾሩኹል ኣኽራሲክ ሰርቶ ሻኽቲ፡ ዲብትነበዲ፣ ተበነዲ፣ (ርድቕ እንኲልኩልና) መሀርስነዲ ንርቲ ቛለው ኣኽላ፣ ያዂ በዳን ዓውዲ፣ ለገዱ እንትነዲን፣ ኡሰሪ ዓለምሊ ንር ክብር ነቀሱ እንቱዂ።

 

እዚ ጽሑፍ ንዳግም ፖስት ተገይሩ።

ምለእ ትሕዝቶ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ  PDF link ጽዓን

 
ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ/ሆደ፡ ሽካ ሰዃ(13) አመሪዂ ጀዊሪ ግርጛ።
Blina News - brk/news
ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ/ሆደ፡ተከልስረትልድ (2009-2022) 13 ኤመራ እሰረ ባሕሮ ጀዊሩዂ ባሓር ደቲ
እንኲቲ። እና ወጨም ኒስ ብርፍ ሰዉ በላይን ደባንዲ ፍትሕዲ ይና ኮሊትል ነገስሮ፣ በሎቲካ ደርብድ ኤሪ
ሙሩቚ ኤርትሪዉዲ እኩላ ለመለም ያዂ ወጨም ብሊናዂ ጀረደኩ፡ ዮ እምነዉ ደርብ ሰላሙዂድ
ወንቐርሳዂ መሪ ዋስነስ ጉሽነዲን፣ ሒልድ ዓጨጭስሮ ህንበኩሉ ዮኽር እምነዉ ግን ንርቲ ብርፍ ሰዉ። 


To continue click on this PDF link
 
ሰሳ አመሪዂ ታና ላምፓዱሲዂ (03.OCT.2013-03.OCT.2022)
Blina News - brk/news

እና ወክት ውራ ክመ ሄንፈይሰኩ፣ ና ገነዲ ና እክልዲ ና ከዉዲስኻ ሰሳ ኤመራ ና ግናደድ ኤርኖ ንቡር እሲገዉ ና ኣክና ብነድ ቂር ቀም ሰጝኒ ንኪር ቂር ወሸቒል ህንበነኩ። 369 ግናደድ ኤደራ በ ፍሪጅል በጥዮ ህንበዉ ኤዉር ዓገብ ግን ያኹ ወንቐረስ፣ ኤሪዉል ማልናዂ ዓገብ ኣኽላ። እና ሰሳ ኤምራ በጥዮ ቐሪም በ ኣንጦጠለዉ ግናደድ በንቲ ሻኽኒ ይኖ ሞራል ሻኽኒ። ሓየምነን ና ታናስ እስኖ፣ እዲና ዋስሮ ዋዕ ይኖ፣ ይና ልጝሊ ሸምዓ በርህድኖ ይንቑርድ ድዉኖ ጨገምዳዂ ሻኽኒ። ላኪን ይን ዓውዲ ሻኽኑዂማ ግን ወንቐራ።

 

To continue click on this PDF link

 
ሽዱሽተ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ውዳባት ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ ህሉው ጥሕሰት ዶብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ
Blina News - brk/news


ገዛኢ ስርዓት ጃንዳ፡ ዲክታቶርያዊ ስርዓት እሳያስ ኣፍወርቂን ጭፍራኡን ኣብ ውሽጢ ሃገር ንህዝቢ ኤርትራ
ብጭካነ ረጊጽካ ብምምብርካኽ ንምግዛእን ከምኡ’ውን ንምውራድን፡ ብኽብርን ነጻነትን ኣብ ሃገሩ ናይ ምንባር
መሰረታዊ መሰሉ ሓሪምዎ ይርከብ። ኣብ ወጻኢ ድማ ንዝምድና ሕዝቢ ኤርትራን ኣሓት ዝዀኑ ጐረባብቲ
ሃገራት ብምብልሻው ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ናይ ህዝብታት ቅልውላዋት፡ ግጭታት፡ ውጥርታት፡ ከምኡ’ውን
ውግኣት እንዳፈጠረ ይነብር ኣሎ። ናይ‘ዚ ሓቀኛ ርኡይ ምስክርነት ኣብ ቀረባ እዋን ስርዓት እሳያስ ኣፈወርቂ
ንኹሉ እቲ ብዓለም ደረጃ ብኹለን ሃገራትን ማሕበረ-ሰብ ዓለም ቅቡል ዝዀነ ዲፕሎማስያዊ ኣሰራርሓ ባህልን፡
ልሙድ ናይ ወጻኢ ዝምድናታት ፖሊሲታትን ኣሰራርሓን ብምርጋጽ ዘይንቡርን ዘይሕጋውን ስራሓት ምፍታኑ
እዩ። እዚ ከኣ ናይ ሱዳን መንግስቲ ዘይፈልጦ ዋዕላ ናይ መራሕቲ ሲቪላዊ ምምሕዳር ምብራቕ ሱዳን ኣብ
ኣስመራ ዋዕላ ንኸካይዱ ጸዊዑ::

 

to read more click on this PDF link

 
ዝኽሪ 1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ፡
Blina News - brk/news

መዓልቲ ጎነጻዋ ብድሆ ንገዛእቲ ኢትዮጵያ፡ እዚ ኒሕ ህዝብና ቐጻሊ ሙዃኑ ጨቖንቲ ኣይኣምኑን'ዮም፡ ክሳብ መጠረሽታ ዉድቐቶም ኣብ ልዕሊብህዝቦምን ካልኦት ሰላማዉያን ህዝብን ፋሺስታዊ ተግባራቶም ኣየቛርጹን'ዮም። እዚ ዓመት ጽብቕ ጅማሮ መንእሰይ ተጀሚሩ ንዘሎ ነቲ ሓዊ ኩርማድን ጉንድን ንወስኸሉ። ወላ ገለ ጉድላታት እንተሎና፡ ንሕና ነቲ ጠንቂ ኣይፈጠርናዮን ኣብ መስርሕ ኩሉ ግዜ ዝርኤ ጉድለታት ኣሎ። ነዚ ከም ማስቲካ ዝሕዩኹ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብታት ዝርውርድ ዘሎ ዘይጉዳዮም ዝርእዩ ምስ ግዜ ተረዲእዎም ክምለሱ'ዩም፡ ይሕሸና እንተበሉ ድማ ምስኡ ይጽደፉ። ነዚ ካልኣይ ዙር ኲናት ንኹንን። 

ካብ መሬት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤርትራ ከወጽእን ንመሬትና መበገሲ ኲናት ከይጥቐሙ ኣጥቢቕ ንኹንን። 

ዉጹዓት ክዕወቱ'ዮም።  

ዉጹዕ ህዝብታት ሓንቲ ብረቶምን ንበረቶምን ሓድነት'ያ፡ ብኹሉ ሸነኽ ንከባከባ። 

ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሱዉኣትና። ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ

 
ድሕነትና ብስሙር ቃልስና!!
Blina News - brk/news

ርእሰ ዓንቀጽ፦
ውሕስነትን ቀጻልነትን ኤርትራ፡
ብቐንዱ ኣብ ዝተጠምረ ቅልጽም ደቃ።

ሃገርና ኤርትራ፡ ካብ ንዘበናት ተጻዒኑዋ ዝነበረ ኣደራዕ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝተናገፈት፡ ብምዑት ቃልስን መስዋእትን ህዝባ
ብሓፈሻ፡ ብጅግንነታዊ ተጋድሎ መንእሰያት ደቃ ድማ ብፍላይ ምዃኑ ሕሉፍ ናይ 30 ዓመታት ዕጥቃዊ ተጋድሎና ምስክር
እዩ። ሃገራዊ ነጻነትና ኣብ ምቅልጣፍ ተራ ማሓዙት መንግስታትን ፖሎቲካዊ ሓይልታትን ድማ፡ ፈጺምና እንዝንግዖ
ኣይኮነን፤ ግን ከኣ ካልኣዊ ተራ ዝነበሮ'ዩ።
እቲ ህዝቢ ኤርትራ ን13 ዓመታት ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ፡ ስርዓት ሃይለስላሴ ዘካየዶ ነዊሕን መሪርን ብረታዊ ተጋድሎ
ንግዝይኡ ኣጽኒሕና፡ ኣብ'ቶም ዳሕረዎት 17 ዓመታት ዘበነ ኣገዛዝኣ ፋሽስታዊ ስርዓት ደርጊ፡ ነጻነታዊ ቃልሲ ህዝቢ
ኤርትራን ብሄራዊ ቃልስ ህዝቢ ትግራይን፡ ኣንጻር ናይ ሓባር ደመኛ ጸላኢኦም ፋሽስታዊ ስርዓት ደርጊ፡ ዓቕምታቶም
ኣዋሃሂዶም ዝቃለሰሉ ኩነታት ተፈጢሩ። ኣብ መስርሕ ዝነበረ ሓርጎጽጎጽን ዘኽፈለና ከቢድ ኪሳራን ከምዘሎ ኮይኑ፡
ዕድመ'ዚ ፋሽስታዊ ስርዓት'ዚ ኣብ ምሕጻር፡ ተወሃሂድና ምቅላስና፡ ነቲ ሓደ ሓለፋ ነቲ ካልእ ንኡስ ተራ ክበሃል ዘይከኣል፡
ኣብ ተመሳሳሊ እዋን፡ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ሓራ ክትከውን እንከላ፡ ኢትዮጵያ ድማ፡ ካብ ኣርዑት ጭቆና ፋሽስታዊ ደርጊ
ክትገላገል ጥጡሕ ባይታ ተፈጢሩ፤ እዚ መስርሕ ምውህሃድ'ዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምርግጋጽ ሓርነቱ ይኹን፡ ህዝቢ
ትግራይ ድማ፡ ኣብ ምውሓስ ብሄራዊ መሰሉ፡ ነናይ ባዕላቶም ወሳኒ ተራ ነበሮም።

 

ሙሉእ ትሕዝቶ ክተንብቡ፣ ኣብ ዝስዕብ 'ሊንክ' ጽዓኑ። PDF link.

 
ደምዳሚ መግለጺ ሳልሳይ ጉባኤ ኤስደለ
Blina News - brk/news

ኤስደለ ካብ ዕለት 27–30 ታሕሳስ 2021 ሳልሳይ ጉባኤኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ኣብ መኽፈቲ እዚ `ኩሉ ዓቕምታትና ኣዋሃሂድና ንድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ንቃለስ` ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝተሰላሰለ ጉባኤ ኣብ መኽፈቲ ጽምብል ብርክት ዝበሉ ፈተውቲ ውድባትን ወከልቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶን ወከልቲ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግምባርን ደቂ-ኣንስትዮን ተረኺቦም ኣማዕሪጎሞ ውዒሎም ኣዮም። ነቶም ውድብና ኤ.ስ.ደ.ለ. ኣብ ሓድነት ደንበ ተቓውሞ ዝጸንሖ ኣዎንታዊ ተራ ምስክርነት ምሃቦም እናኣመስገንና ምእንቲ ሓድነትን ደንበ ተቓውሞ ቃልስና ብናህሪ ከምዝቕጽል ከነረጋግጽ ንደሊ።

ምሉእ ሓሳብ ንምንባብ፡ ዝስዕብ PDF link ጽዓን።

 
Mery christmas & Happy new year 2023.
Blina News - brk/news

 
ምልክ ኤሪትሪዂ ዕምጭድ ሓርጠክ እንሸወዉ ክሱሰንኻ አቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ መ/ ሻ/ሚካኤል ሰገነይቲሩዂ ቋላዂድ ቆል ሆደሩዂ።
Blina News - brk/news
ይና በለዲ ሊኽ ኤመታት ኒር ክርሚል ወኽደም ዕምጩዂ ገሞላ ኒልድ ረሄይቶ ሰልፍኻ በሎቲከድ ከብተዉ ሰኽረጝን
ኤመታትስኻ ስላሕድ ለመለም ይንዂን። 1991 ጀበረቲት(ናጽነት) ኤርኖ ይና ባንዴረት ተከልነሳና፣ ‘’ተመስገንናንና ዪ ኳራ ፍቲ፣
ይና ቑር መርሓናዂ መሪ ኤርኑዂን ዩኖ ጃርሲ ሓመዱንዂ’’። ገሪዉ ይና ሻን ደኣም እና እክባ ሻዕብዩዂድ ገንጃ እላ ዩኑና ‘’በዳን
ፋሉ’’ ይኑሎም ሰጝነኩን። ነበክ እና ሰኾርጝን ኤሜታተል ካቶሊክ ኣቡናት ኤሪትሪዉ ሸጃ ክቱባን ናልድ ናልድ ላሪ ለበክስ ሰብረሪ
‘’ኤዊል ህንባዂን ኩዳን’’ ያዂ ክቱብር ስብከትድር እና ናን ህንብናዂሲ እንትሮ ኣኸት ድዋዂሲ ላሪ ጒኢ እንገት
መሀርድኑዂና። ዋስኒ። ወንቐርስጝኒን፣ ጂብናርልድ ፍኖ ለመለም ይናኽር ግን። እማ ይና ተምኔት ሲ ኤርኑኹማ? እና ደኮዉ
ሰኾርጝን ኤመታት ጋይትነዲ ዓባርዲ ዕምጭዲ ጃበራ ዕምጭልድ ኤወይሲ ኣኸት ዓለም መስከራዂሲ ይን ትብስኖሉ ውጅብ
ኣኽላ። ንንኻ ኤርትሪል ህንባዂ መሪ ምኩድሶ ማልሰጘን ደዉ የላ።

To read Full text click on this PDF link.
 
PRESS RELEASE Eritrean National Council for Democratic Change’s Concerns on the Resumption and Expansion of the war in Northern Ethiopia
Blina News - brk/news

The Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC) is deeply troubled by the resumption of the war in Northern Ethiopia between the Federal Government of Ethiopia and the Regional Government of Tigray. We are equally troubled of the entrance of the Ethiopian military forces to the Eritrean sovereign territory which we are afraid is leading to the expansion of the war to Eritrea and further involvement of the Eritrea military forces. We unequivocally condemn the entrance of the Ethiopian forces to Eritrean territory, and we demand that they withdraw immediately. Eritrean sovereignty is sacrosanct, and no military
forces of any foreign country or region is to enter the territory to conduct war. Furthermore,
we demand that the Eritrean regime refrain from any further military intervention in the
Ethiopian internal political affairs. ENCDC continues to call upon the Ethiopian Federal
Government and the Tigray Regional Government to resolve their dispute through dialogue,
not war.

 

To read more click on  this URL link

 
ኤርትራ ሓንቲ ካብ’ተን ብሉጻት ተቃልስቲ ጅግና ፊዳኢን ሳዕድያ ተስፉ ኣፋንያ !!
Blina News - brk/news

ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ኣብነታዊት ጅግና ታቓላሲት ሳዕድያ ተስፉ ንሱር ኣፋንዩ። ሓርበኛ
ሳዕድያ ተስፉ ብረቡዕ ዕለት 27/07/2022 ብሕማም ምኽንያት ኣብ ምስሪ ከተማ ካይሮ
ብሞት ተፈሊያትና።
ሳዕድያ ኣብ ዕሸል ዕድሜኣ ኣብ ምስጢራዊ ኣሃዱ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሪዓ ሃገራዊ
ግቡኣ ዝፈጸመት ሓርበኛ ኢያ። ኣብ ብዙሕ ጅግንነታዊ ስርሒታት ዝተኻፈለት ኮይና፣
ኣብ ከተማ ከረን ዓሊ በኺት ዝተባህለ መጋበርያ ጻላኢ
ኣብ ምቕንጻል ዓቢ ተራ ከም ዝነበራ መዛግብ ሰውራና
ካብ ዝሰነዶም ቅያታት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ሓደ
ኣብነት ኢዩ።

 

To read more click on this PDF link

 
ገኒሪ ኣኽርኒሪ፡ ፍዳ-ደኵረሪ ሳዕድያ ተስፉር ሄቦ!
Blina News - Blin/ብሊን

 
ዮሃና ን መበል 31' መዓልቲ ናጽነት ሃገረ አርትራ።
Blina News - brk/news

እዚ መዓልቲ’ዚ ኣብ 1991ዓም ኮይና ክንርእዮ ከሎናን ሎሚን ዝተፈላለይ ስሚዒታት ኣይፈጥረልናን፣ እኳ ድኣ ሎሚ ካብ ቅድም ዝለዓለ ፍናንን ክብርን ይህበና።ናጽነት ሱዉኣት ጀጋኑና ዘረከቡና’ያ፣ ክሳብ ሎሚ ምዕቛባ ድማ ሕድሪ ናቶም ዘይምጥላም’ዩ። ንናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ብሂወትን ብግዜን ብንብረትን ብገልታዕታ ስደትን ዝኸፈልናዮ ዋጋ ክሳብ ሎሚ ብመጽናዕቲ ዝተደገፈ ጽበጻብ ዘይምግባሩ እቲ ዝዓብየ በደል’ዩ። ንናጽነት ብሓላፍነት ዝተቐበሉ እሞ ክሳብ ሙሉእ ፍትሒ ከይትበጽሕ ዝተጻረሩን ዝዓንቐፉን ኣብ መንግስታዊ መዋቕር ዘለዉ ብወጄል ይሕተቱ፣ እቶም ግዳያት’ና ንብል’ውን  ሰሚርና ተኻኣኢልና ከም’ቲ ቅድሚ ናጽነት ተሰዊኦም ናጽነት ዘጨበጡና ተወፊና ስለ ዘይሰራሕና ንህዝብና ኣብ ሕማቕ ሂወት ክጸንሕ ስለ ዝገብርና ብሕመቕና ተሓተቲ’ና። ኣብ ግዜ ቓልሲ ብዘጓነፈ ሓድሕድ ሙውጋና ሂወት ብዙሓት ስለ ዝጠፍኤ፣ ብዕርቕን ፍትሕን ከይተዕጽወ፣ ነዚ ጠላም መንግስቲ ኣብ ሕጊ ደዉ ከየበልና መበል 31 ዓመት ናጽነት ሃገረ ኤርትራ በጺሕና። ዝተቓለሰ ዝተሰዉኤ ዝተሰደ ዝጠምየ ዝተኣስረ ህዝቢ ስለ ዝኾነ እዛ ናጽነት’ውን ሸረፍ ድያ ስባር ብዘየገድስ ነቲ ዋንኣ ህዝቢ ኤርትራ እንቛዕ ኣብ መበል 31 ዓመት ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብጻሓካ ንብሎ፣ ዮሃና ህዝብና!!! ዮሃና ንሱዉኣትና ነዛ ክብሪ ናዛ ሂወት ዘልበስኩምና!!!!

ዳግም ዮሃና!!!

ብሊና ኦርግ።  G. K.

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 232 guests online

ሆ ደ ር  ሕ ላ ን