Mery christmas & Happy new year 2023. |
ምልክ ኤሪትሪዂ ዕምጭድ ሓርጠክ እንሸወዉ ክሱሰንኻ አቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ መ/ ሻ/ሚካኤል ሰገነይቲሩዂ ቋላዂድ ቆል ሆደሩዂ። |
Blina News -
brk/news
|
ይና በለዲ ሊኽ ኤመታት ኒር ክርሚል ወኽደም ዕምጩዂ ገሞላ ኒልድ ረሄይቶ ሰልፍኻ በሎቲከድ ከብተዉ ሰኽረጝን ኤመታትስኻ ስላሕድ ለመለም ይንዂን። 1991 ጀበረቲት(ናጽነት) ኤርኖ ይና ባንዴረት ተከልነሳና፣ ‘’ተመስገንናንና ዪ ኳራ ፍቲ፣ ይና ቑር መርሓናዂ መሪ ኤርኑዂን ዩኖ ጃርሲ ሓመዱንዂ’’። ገሪዉ ይና ሻን ደኣም እና እክባ ሻዕብዩዂድ ገንጃ እላ ዩኑና ‘’በዳን ፋሉ’’ ይኑሎም ሰጝነኩን። ነበክ እና ሰኾርጝን ኤሜታተል ካቶሊክ ኣቡናት ኤሪትሪዉ ሸጃ ክቱባን ናልድ ናልድ ላሪ ለበክስ ሰብረሪ ‘’ኤዊል ህንባዂን ኩዳን’’ ያዂ ክቱብር ስብከትድር እና ናን ህንብናዂሲ እንትሮ ኣኸት ድዋዂሲ ላሪ ጒኢ እንገት መሀርድኑዂና። ዋስኒ። ወንቐርስጝኒን፣ ጂብናርልድ ፍኖ ለመለም ይናኽር ግን። እማ ይና ተምኔት ሲ ኤርኑኹማ? እና ደኮዉ ሰኾርጝን ኤመታት ጋይትነዲ ዓባርዲ ዕምጭዲ ጃበራ ዕምጭልድ ኤወይሲ ኣኸት ዓለም መስከራዂሲ ይን ትብስኖሉ ውጅብ ኣኽላ። ንንኻ ኤርትሪል ህንባዂ መሪ ምኩድሶ ማልሰጘን ደዉ የላ። To read Full text click on this PDF link.
|
PRESS RELEASE Eritrean National Council for Democratic Change’s Concerns on the Resumption and Expansion of the war in Northern Ethiopia |
Blina News -
brk/news
|
The Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC) is deeply troubled by the resumption of the war in Northern Ethiopia between the Federal Government of Ethiopia and the Regional Government of Tigray. We are equally troubled of the entrance of the Ethiopian military forces to the Eritrean sovereign territory which we are afraid is leading to the expansion of the war to Eritrea and further involvement of the Eritrea military forces. We unequivocally condemn the entrance of the Ethiopian forces to Eritrean territory, and we demand that they withdraw immediately. Eritrean sovereignty is sacrosanct, and no military forces of any foreign country or region is to enter the territory to conduct war. Furthermore, we demand that the Eritrean regime refrain from any further military intervention in the Ethiopian internal political affairs. ENCDC continues to call upon the Ethiopian Federal Government and the Tigray Regional Government to resolve their dispute through dialogue, not war.
To read more click on this URL link
|
ኤርትራ ሓንቲ ካብ’ተን ብሉጻት ተቃልስቲ ጅግና ፊዳኢን ሳዕድያ ተስፉ ኣፋንያ !! |
Blina News -
brk/news
|
ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ኣብነታዊት ጅግና ታቓላሲት ሳዕድያ ተስፉ ንሱር ኣፋንዩ። ሓርበኛ ሳዕድያ ተስፉ ብረቡዕ ዕለት 27/07/2022 ብሕማም ምኽንያት ኣብ ምስሪ ከተማ ካይሮ ብሞት ተፈሊያትና። ሳዕድያ ኣብ ዕሸል ዕድሜኣ ኣብ ምስጢራዊ ኣሃዱ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሪዓ ሃገራዊ ግቡኣ ዝፈጸመት ሓርበኛ ኢያ። ኣብ ብዙሕ ጅግንነታዊ ስርሒታት ዝተኻፈለት ኮይና፣ ኣብ ከተማ ከረን ዓሊ በኺት ዝተባህለ መጋበርያ ጻላኢ ኣብ ምቕንጻል ዓቢ ተራ ከም ዝነበራ መዛግብ ሰውራና ካብ ዝሰነዶም ቅያታት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ሓደ ኣብነት ኢዩ።
To read more click on this PDF link |
ገኒሪ ኣኽርኒሪ፡ ፍዳ-ደኵረሪ ሳዕድያ ተስፉር ሄቦ! |
Blina News -
brk/news
|
ርእሰ ዓንቀጽ፦
ውሕስነትን ቀጻልነትን ኤርትራ፡ ብቐንዱ ኣብ ዝተጠምረ ቅልጽም ደቃ።
ሃገርና ኤርትራ፡ ካብ ንዘበናት ተጻዒኑዋ ዝነበረ ኣደራዕ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝተናገፈት፡ ብምዑት ቃልስን መስዋእትን ህዝባ ብሓፈሻ፡ ብጅግንነታዊ ተጋድሎ መንእሰያት ደቃ ድማ ብፍላይ ምዃኑ ሕሉፍ ናይ 30 ዓመታት ዕጥቃዊ ተጋድሎና ምስክር እዩ። ሃገራዊ ነጻነትና ኣብ ምቅልጣፍ ተራ ማሓዙት መንግስታትን ፖሎቲካዊ ሓይልታትን ድማ፡ ፈጺምና እንዝንግዖ ኣይኮነን፤ ግን ከኣ ካልኣዊ ተራ ዝነበሮ'ዩ። እቲ ህዝቢ ኤርትራ ን13 ዓመታት ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ፡ ስርዓት ሃይለስላሴ ዘካየዶ ነዊሕን መሪርን ብረታዊ ተጋድሎ ንግዝይኡ ኣጽኒሕና፡ ኣብ'ቶም ዳሕረዎት 17 ዓመታት ዘበነ ኣገዛዝኣ ፋሽስታዊ ስርዓት ደርጊ፡ ነጻነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ብሄራዊ ቃልስ ህዝቢ ትግራይን፡ ኣንጻር ናይ ሓባር ደመኛ ጸላኢኦም ፋሽስታዊ ስርዓት ደርጊ፡ ዓቕምታቶም ኣዋሃሂዶም ዝቃለሰሉ ኩነታት ተፈጢሩ። ኣብ መስርሕ ዝነበረ ሓርጎጽጎጽን ዘኽፈለና ከቢድ ኪሳራን ከምዘሎ ኮይኑ፡ ዕድመ'ዚ ፋሽስታዊ ስርዓት'ዚ ኣብ ምሕጻር፡ ተወሃሂድና ምቅላስና፡ ነቲ ሓደ ሓለፋ ነቲ ካልእ ንኡስ ተራ ክበሃል ዘይከኣል፡ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን፡ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ሓራ ክትከውን እንከላ፡ ኢትዮጵያ ድማ፡ ካብ ኣርዑት ጭቆና ፋሽስታዊ ደርጊ ክትገላገል ጥጡሕ ባይታ ተፈጢሩ፤ እዚ መስርሕ ምውህሃድ'ዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምርግጋጽ ሓርነቱ ይኹን፡ ህዝቢ ትግራይ ድማ፡ ኣብ ምውሓስ ብሄራዊ መሰሉ፡ ነናይ ባዕላቶም ወሳኒ ተራ ነበሮም።
ሙሉእ ትሕዝቶ ክተንብቡ፣ ኣብ ዝስዕብ 'ሊንክ' ጽዓኑ። PDF link. |
Blina News -
brk/news
|
Blinaorg:ብሞት ሓውና ገ/ስላሴ ወልዳይ ብዙሕ ምሕዛና እና ገለጽና፣ ጽንዓት ይሃብኩም ንኩሎም ቀረባ ሰቡን ብፍላይ ድማ ንስድርኡ።
ሓው ገ/ስላሴ ወልዳይ ብ januari 21 1958 ተወለዱ ብ april 30 2022 ዓሪፉ።
እዝጊአብሔር፣ ኣብ መንግስተ ሰማያቱ ክቅበሎ ንምነየሉ።
Blina org: |
Blina News -
brk/news
|
ብምኽንያት በዓል ፋሲካ፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንኹሎም ኤርትራውያን ክርስትያንን፣ ንኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለምን፣ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም ብምባል፣ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልና ልባዊ ምንዮቱ ይገልጽ። ዝመጽእ በዓልታትና፣ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ይኹን ዞናናን መላእ ዓለምን፣ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዝሰፈነሉ ኩነታት ምስ እንፈትዎም ስድራ ቤትናን ፈተውትናን ክነብዕሎ ተስፋ ንገብር። ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ 23ሚያዝያ 2022
To read full text click on the PDF link. |