www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news
Blina Blog
8 መጋቢት 2025
Saturday, 08 March 2025 07:47

    International women's day 2025.

    ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂአንስትዮ 2025 ።

 
ዝተባራኸ ረመዳን 2025.
Saturday, 01 March 2025 13:32

 
ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ
Saturday, 22 February 2025 13:09

11 የካቲት ህዝቢ ትግራይ ብውሑዳት ሙሁራት መንእሰያት ደቁ አቢሉ፡ አንጻር ገዛእቲ ደርብታት አምሓራ፡ ሽግ ሐርነቱ ዝአወጀላ ታሪኻዊት ዕለት`ያ። እዛ መዓልቲ እዚአ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ናይ ቃልሲ መሐዙቱ ህዝብታት ዓለም፡ ናይ ሓርነትን ጽንዓትን መዓልቲ ስለ ዝኾነት ብክብ ዝበለ ሞራል ክዝክርዋን ከኽብርዋን ክነብሩ’ዩም።

መሰለይ ኢሉ ካብ በረኻ ደደቢት ዝተበገሰ ናይ “ገስገስቲ ማሕበር ተጋሩ” ጸኒሖም “ህወሓት” ተሰምዮም ገባርን ሰራሕተኛን ካልእ ደርብን፣ ህዝቢ ትግራይን ብሓፈሻ ድማ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኣንቂሖምን ወዲቦምን ኣዕጢቖምን ንፋሺሽቲ መንግስቲ ደርግን ነቶም ንዘመናት ብትርክቲ ክብረ ነገስት “ንግስነትና ሉኡላዉነትና ካብ ኣምላኽ ዝተዋህበና’ዩ” ዝብሉ ዝነበሩ መሳፍንቲ ሲዒሮም ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ኢትዮጵያ መንቛሕቋታ ዲሞክራስያዊ ዘእተዉን፡ ኢትዮጵያ ብድኽነትን፣ ደርቅን፣ ጥሜትን፣ ሕማምን፣ ድሕረትን እትልለ ዝነበረት ድማ አብ ዞባናን ዓለምን ወላ ንሐጺር ግዜ ይኹን ተራአ እተበርክት መርአያ ሰላምን ልምዓትን ምትሕግጋዝን ክትከውን ገይሮማ’ዮም። 

ምሉእ ሓሳብ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን፣ PDF-Link

Last Updated on Saturday, 22 February 2025 14:32
 
Remembering is an act of defiance !
Monday, 27 January 2025 18:10

Political Prisoners, Prisoners of Conscience and Other

Forcibly Disappeared Citizens in Eritrea.

 

 

To read more go to this PDF link

Last Updated on Monday, 27 January 2025 18:35
 
ቲዃ ያኸኒትሪ ላዂ 1961 ቛላኹ ቆል እክባ ፋሪዕ ሙርቛ ብሊንኽ ኤርትርያ/ ሆደር ስጝድ ስክራኽ ክቱብ።
Sunday, 01 September 2024 17:01

አርባ ያኸኒትሪ (ባሕቲ መስከረም) ዪና ድግምል ህጃም በሄር ሻኽረሪ ግርጋ ግን። አምበሮጦርየት ኢትዮቢይኹ ዉዕል ፈደረሽኑኹሲ ዕምጭድ ላዃ ላኹድ ነጨጨክ ማሉ ኤርትሪ ባሕርሲ ወረስሮ ነብኽሩ፣ እከክ ኤርትርይው ሕሳንድ ደዉ ሲድኖሉ ገሪ ለምለም እሲኒኹ። ንጉስ ሃለስላሴኻ ና ወንቀረስ ሒልድ ጨፍለቅና ሓኽገድ ኮፍ ዮ ጋቢሮ ምራድ ቋሊስላ። ሰልፍ ለመለም የንቱቱ እርገዉ ማሕበር ሾብዓተ ይሰዉሲ ንሽወዲ ክረዲ ሲ ና ቂርሲ ጭልም እሰትሉ ድግም ህንበኩን ግን።

 

 

 

 

To read more go to this PDF-link

 
መልእኽቲ ኣቦ መንበር ንፈስቲቫል 2024
Wednesday, 14 August 2024 19:29

ክቡር ኣቶ ያሲን ዓብደላ ም/ ኣቦ መንበር ፖ ሓ ኤ
ክቡር ኣቶ ካሕሳይ ጉፍላ ሓላፊ ገንዘባዊ ቤት ጽሕፈትን ማሕበራዊ ጉዳያትን
ክቡር ኣቶ ጽሃየ ቀለታ ኣቦ መንበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ ፈስቲቫል 2024
ክብርቲ ወሮ/ ኣድያም ተፈራን ክቡር ኣቶ ግርማይ ዘሚካኤልን ኣስሳሰይቲ መድረኽ
ክቡራንን ክቡራትን ናይ ሰለስቲኡ ኣባላት መሪሕነትን መሰረታትን
ክቡራት ኣባላት መራኸቢ ብዙሃን
ክቡራንን ክቡራትን ዕዱማት ኣጋይሽና
ብስም ማእከላይ መሪሕነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ አቕርበልኩም
እንቋዕ ናብዚ ፈስቲቫልዚ ክንሳተፍ ኣብቅዓና።

ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ኣብ ዝስዕብ PDF link ጽዓን።

Last Updated on Wednesday, 14 August 2024 19:40
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 87 guests online