አሪትራ፣ ሕጂ'ውን ገዛኺ ኣጽርዪ ተባሂላ ብሕቡራት መንግስታት ዓለም። |
Sunday, 06 July 2025 13:54 |
- ITEM 2: Vote on Draft Resolution A/HRC/59/L.1/Rev.1 - "Discontinuation of the mandate of Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea" - Submitted by Eritrea - REJECTED ( 4 YES ¦ 25 NO ¦ 18 ABSTENTIONS)
To read more Go to web-link |
Last Updated on Sunday, 06 July 2025 14:04 |
Oppose the Termination of the UN Special Rapporteur's Mandate on Eritrea |
Sunday, 29 June 2025 08:46 |
Stand for Human Rights and Accountability
To the United Nations and Members of the International Community,
We, the undersigned, write to express our strong opposition to the proposal presented by the Eritrean government in Geneva to terminate the mandate of the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Mohamed Abdelsalam Babiker.
ምጭብርባር ህግደፍ ንምዀላፍ፣ ኩሉኩም አርትራውያን መሰላት አርትራዊ ዘጋ ክኸብር አለዎ ኢልኩም ትአምኑ፡ ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ቀለበት(link) በጺሕኩም ፣ ንዘሎ ቅጥዒ መሊእኩም እምቢታኩም ኣስምዑ።
ሓበረታ !! እቲ ናይ ገንዘብ ደገፍ ዝሓትት ሓበረታ፣ ኣይትምልእዎ፣ ገንዘብ እውን ኣይትኽፈሉ። እቶም ዝሓቱ እቶም ዋና መርበብ እዮም እምበር፣ ንጉዳይ አርትራውያን ዝምልከት ኣይኮነን።
የቀንየልና ንምምላእኩም።
ቅጥዒ ክትመልኡ ኣብዚ ቀለበት (link) ጸዓኑ፡ change org WEB-link |
Last Updated on Sunday, 29 June 2025 10:50 |
መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ምብኽንያት መበል 34 በዓል ናጽነት ኤርትራ። |
Saturday, 24 May 2025 16:27 |
24 ግንቦት 2025 ሃገርና ልዑላውነታ ካብ ትጓናጸፍ መበል 34 ዓመት እዩ። ነዛ ክብርቲ መዕልቲ እዚኣ ክርእዩ እተመነዩ ግን ክርእይዋ ዘይትዓደሉ ሃገራውያን አርትራውያን ኣሽሓት እዮም። ምእንቲ ናይ ህዝብና ናጽነትን ሓርነትን ክቡር ሁወቶም በጃ ዝሃቡ ብአማእት አሸሓት እዮም ዝቑጸሩ። ሳል ክቡር መስዋእቶም ድማ ሃገርና ኤርትራ ልዕላውነታ እተፈልጠላ ኣካል ሕቡራት መንግስታት ዕለም ኵይና ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ እዚ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንዝርከብ መላእ ህዝብና ዮሃና እብል።
ምሉእ ትሕዝቶ ንክተንብቡ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ፣ PDF ጽዓን። |
Last Updated on Saturday, 24 May 2025 17:19 |
|
ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ |
Saturday, 22 February 2025 13:09 |
11 የካቲት ህዝቢ ትግራይ ብውሑዳት ሙሁራት መንእሰያት ደቁ አቢሉ፡ አንጻር ገዛእቲ ደርብታት አምሓራ፡ ሽግ ሐርነቱ ዝአወጀላ ታሪኻዊት ዕለት`ያ። እዛ መዓልቲ እዚአ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ናይ ቃልሲ መሐዙቱ ህዝብታት ዓለም፡ ናይ ሓርነትን ጽንዓትን መዓልቲ ስለ ዝኾነት ብክብ ዝበለ ሞራል ክዝክርዋን ከኽብርዋን ክነብሩ’ዩም።
መሰለይ ኢሉ ካብ በረኻ ደደቢት ዝተበገሰ ናይ “ገስገስቲ ማሕበር ተጋሩ” ጸኒሖም “ህወሓት” ተሰምዮም ገባርን ሰራሕተኛን ካልእ ደርብን፣ ህዝቢ ትግራይን ብሓፈሻ ድማ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኣንቂሖምን ወዲቦምን ኣዕጢቖምን ንፋሺሽቲ መንግስቲ ደርግን ነቶም ንዘመናት ብትርክቲ ክብረ ነገስት “ንግስነትና ሉኡላዉነትና ካብ ኣምላኽ ዝተዋህበና’ዩ” ዝብሉ ዝነበሩ መሳፍንቲ ሲዒሮም ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ኢትዮጵያ መንቛሕቋታ ዲሞክራስያዊ ዘእተዉን፡ ኢትዮጵያ ብድኽነትን፣ ደርቅን፣ ጥሜትን፣ ሕማምን፣ ድሕረትን እትልለ ዝነበረት ድማ አብ ዞባናን ዓለምን ወላ ንሐጺር ግዜ ይኹን ተራአ እተበርክት መርአያ ሰላምን ልምዓትን ምትሕግጋዝን ክትከውን ገይሮማ’ዮም።
ምሉእ ሓሳብ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን፣ PDF-Link |
Last Updated on Saturday, 22 February 2025 14:32 |
Remembering is an act of defiance ! |
Monday, 27 January 2025 18:10 |
Political Prisoners, Prisoners of Conscience and Other
Forcibly Disappeared Citizens in Eritrea.
To read more go to this PDF link |
Last Updated on Monday, 27 January 2025 18:35 |
ቲዃ ያኸኒትሪ ላዂ 1961 ቛላኹ ቆል እክባ ፋሪዕ ሙርቛ ብሊንኽ ኤርትርያ/ ሆደር ስጝድ ስክራኽ ክቱብ። |
Sunday, 01 September 2024 17:01 |
አርባ ያኸኒትሪ (ባሕቲ መስከረም) ዪና ድግምል ህጃም በሄር ሻኽረሪ ግርጋ ግን። አምበሮጦርየት ኢትዮቢይኹ ዉዕል ፈደረሽኑኹሲ ዕምጭድ ላዃ ላኹድ ነጨጨክ ማሉ ኤርትሪ ባሕርሲ ወረስሮ ነብኽሩ፣ እከክ ኤርትርይው ሕሳንድ ደዉ ሲድኖሉ ገሪ ለምለም እሲኒኹ። ንጉስ ሃለስላሴኻ ና ወንቀረስ ሒልድ ጨፍለቅና ሓኽገድ ኮፍ ዮ ጋቢሮ ምራድ ቋሊስላ። ሰልፍ ለመለም የንቱቱ እርገዉ ማሕበር ሾብዓተ ይሰዉሲ ንሽወዲ ክረዲ ሲ ና ቂርሲ ጭልም እሰትሉ ድግም ህንበኩን ግን።
To read more go to this PDF-link |
|
|
|