www.blina.org

You are here:   Home Blog አዋጅ
Blina Blog
በሎቲኪዂ ወቀይ መ
Monday, 23 November 2015 22:20

ዲሞክርኣሲራ አክባ ምርቛ ብሊኑኽ ኤርትራ/ሆደ(ዲእሙብኤ/ሆደ)

DIMOCRATIC ORGANIZATION OF BLIN NATION OF ERITREA/HODDE

ብዲሰና፣

አብልድ አብ ዪና ክልድ አደነውዲ፣ ታሪኽ ጉርጉረው ከተብነዲትል፣ ገባይል ብሊነው ላ ሽካ

ደበንልድ ብርፍ ዮ፣ ወረባ በጎስሩኹልኽር ውሪ ሓልሓል-ቦጎስትል (ሰንሒት) መንደርቱኑ ዲዪነት

ሓበረነኵ። ገባይል ብሊነው ሺራኹ ኣውካትልድ ገርገላሕ መናብረትልር፣ ወራራት ኣባዩልድ

ደአንድኖ ሆደዩኑ ሰጛናኹድር፣ ናበክል ላሕመዲ ላ ታሪኽዲ ላ ጋብዲ፣ ላ ዓዋዲዲ፣ ላ ብራ

ኒግንዲ ኤርስታኹዲ ሰየደው ኣኸውድ፣ ብሊን ሙርቑሰና ዓለም ኤርስተነኵ።

ብሊን፣ ናን ወክትል ዶባ ዓንሰባ፣ እማኒኹድኻ ኣውራጃ ሰንሒት ል፣ ኒጃብኻ ሓልሓል-ቦጎስትል

መንደርቱኑ ስጘነኩር ናን ኽር መደርተነኵ እንኵኑዅ። ሰንሒት ኤሪትል ኮሊትር ውሪ ቦጎስ-

ሓልሓል፣ ስሐስኻ ሳሕልዲ፣ ጉለድኻ ፣ሓማሴንዲ፣ ኳሪ ለብድኻ ባርካዲ፣ ብርክስጘድኻ ሰምሃርዲ

ግንዲተቲ። ሰንሒት ውሪ ብጎስ-ሓልሓል፣ ኣሸላ ብረዲ፣ ኩሪተው ወረፍ ነበኪሶላ ህንበሪ

ኣኽረውድ ሸብዲ ስነዲ፣ ኤርዲ ፍሩተዲ፣ ገድ ኮኽዲ ከደኑኹዲስ ርድቅርደሪ፣ ግን። ንር ነበካ

ወላውልድኻ፣ መንደርትቶላኻ ሸንሄስረሪ መስከብ ግን።

ኤረሳ ሰበት ናን ኣኽራሲክ ዱጙስጋዅ ሓርብድ፣ ህ.ግ.ደ.ፍ. ኻ ቁልሕ ዪግራኹ ሙሩቛ ኣኻዅድ፣

ብራኽር ኒ ዋና ሒልድ ዓስከርስነዲን፣ ብራኻ ኢድነዲን ኤረሳ ኤመራ ቁሳኹ ምህር ሻኽላ። ኮዶ

ከደንድ ራሕመት አርጚን ህ.ግ.ደ.ፍ. እድ ከደኑኹሲ ኤበድነዲን፣ ኤረሳ ዓባርዲ ሹዅደዲ ጋይትነዲ

ኒ ነብር ኣኾ ሻኽዳ መናብረት መንደርተኵ እንኵዅ።

ብሊና አሪ ኤርትሪው ገባይል ሰና ገሪው ደመናትል ክራው ከደኑዲ፣ ጀበረት (ነጻነት) ዳልየትልር

ሰልፍልድ ኒ ድጎቢል ኣኽራሲክ ፍዲታዅ ግን። ጃምለትድ በራኽሱኹ፣ ኒ ዲጌታት ሓው ዩኹ፣

ለመለምር ፊዲቱዅ፣ ኣኻዅድ ካብር ኣረኻ ከፈላዅ ግን። ጀበረት ደንብኻ ቁልሕ ያኹሉ እላ። ኒ

ብረዲ ኒ ውላዲ መንተልሱዅ ግራ ላሪ ነዕረሪ ሰንዓታ ሜሪሲ ኒ ብሪል እስትረሪ እልላ። ሻዓብ

ኤሪትርዊ ኣኽኒን ሻዓብ ብሊነው ንስኮት አመታት ና ለመለም ባንዴረቲ ለብለብቶ ካይ ኣኽላ።

ሰውረት ኒ ብርፍክ፣ ኣምሓርሲ ዳገኖ፣ ሓቕዲ ፍትሕዲ ተከልኖ ግን ዪ ሕላን እርጋዅ።

ጂባኹ ኻ ጀበረት (ናጽነት) ደንቢ ሜሪ ጠቕለልሶ ክረም ደሽክያ ቁርሊ ለቡዅ። ንኽር ላ ግርዋ

መቕርሕ ኣኹዅ። ኢና ክረም ኒንኻ ኒ ስልጣንሲ ወከላዅ ኣኻኹድ ሙርቛ ደሽክሊሩዅ ዪነሰና

ዕሙጭ ኣኸውድ ኒት ወከለላ። እና ክረም ህ.ግ.ደ.ፍ ሩዅ ፋሺሽታ ኣኸውድ ናትክ ምለኽር

ዓመጮኽር ቂጦር ህንበኵ። እና ክረም ህ.ግ.ደ.ፍ ሩዅ አሪው ረኤይሲ ከለብረጋኹ፣ ሙሩቑ

ውንቀረስ ወንተሰጋዅ፣ ላ ኣዳም ስርዓት ኣኽውድ፣ ናውክ ላገሽ ለመለም ዪኖሉ ዪና ዋጅብ ግን።

ኮዶ ኒሰና ዕምጭ ይና ኣኾርሊ ጀረይጝን ብሊን ዪና ናይሲ ጃቢስኖ ብሊናርድ እክብስኖኽር

ለመለም ዩኖኽር ዪነት ቋላዅ ግን። ገባይል ኤሪትሪው ንስኮት ለመለም ዩኖ ሓርብዲ ጋይትነዲ

ለሀካዅሎም ትም ዩኖ ፈርኒነዲን ሀደፍ ክወኻዲ ህ.ግ.ደ.ፍ. ዲ የውዲ ገሽዲ ኣኾ ቋልነኵን።

ንኪር ወከትል ኤርትሪል ብራ ብሊናኹልኻ ጂባዅ ከዋ ዲሞክራሲ ዋዓድሰጋኹ፣ ህ.ግ.ደ.ፍ. ናው

ጀረብናኹሰንክ ማሕቡስል በልደናኹ፣ ኣዳምር ስድቕድ ዋዓበናኹ፣ ወክት ኣኽነዲን ዪና ወረባ

ጭልም ኩቶ ህንበኵ። እንሸውሶ ህንበው ና ዋንትና ኣኽኒ ና ክራ ኤርእግናኹ ወክትል ክኒር

ልጝንትተልድ ንሽዊ ልጝንትት በጃኸት ከው ኤርእኹ። ብሊን ና ላው ናንድ መቕርሕስጝኒን

ገበብስኖ ምቓቕ ኣስመሪል እንሸቕሰውድ፣ ፍርዲ ሓቕዲ እንግጋኹ ደርብ እንሸውሰነኵር ክረነኵር

እንኵኑኹ። እን እማኒ ምሕደርሲ ፈረስድኖ ዓንስባ ያኹድ፣ ደስኽሊት ዪና ብሪል ሓደርድድኖ

ሰባባ ደርብ ሻኽኖ ህንበነኵ። ንድ ስበትድኻ ብራ ቢናኹል ደሽክሊ ጃለሰንኵ እንኵኑዅ፣ ብሊና

ኣውርናርኻ ሃሰሰኵ እንኵኹ፣ ኒ ዓዋዲዲ ኒ ጋብዲ ከብሩ ፈረኵ እንኵዅ። ኒንኻ አርኡ ህ.ግ.ደ.ፍ.

በረስድሮና ወጠናኹ ሀደፍ ግን። ዪና ክልል ወረስድናኹና ኣውናር ብሊናር ሓቐቑኽር ደፈንሱኽር

ፈሩ ፍንሕንሕ ሙርቋ ብሊኑዅ ናንኻ ደሞክራሲራ እክባ ሙርቋ ብሊኑዅ ትም ዮ ቋለላ።

ዕምጭ ዋነን ለመለም ፋርሳኑኹ ዋኒሮ ዋጅብ ግን። ይጝር ብሊን ሻዓብ ኤሪትሪውሰና ዕምጭ

ቅብሎ፣ ፖሎትካ እክብኽድር ሲቭካዊ ማሕበራትድኽር ሓባርድ ደው ዪኖ እና ፋሺሽታ ሜሪት

ለመለም ይኑኽር ለመለም የንኵንጝር እንኩንኹን።

ኮዶ ጃምለትድ ፈራዅ ለመለም ሸርተኽ በርተኽ ኣኽነዲን ዪና ወረባ ድሞ ዕምጭል ካረይስጝን

በላይን ናይሲ ሸንሂተው፣ ኮሊ ስዊስትል ባዝሊ ኮንፈረንስ ብሊናኹ 31.11.2009 እሰነ ከው ብሊን

ቅብሎ ፋሺሽታ ህ.ግ.ደ.ፍ ለብድኒል፣ ሓባርድ ገባይል ኤርትሪውዲ ለመለም ዪኑ፣ ኤሪው

ሙሩቑሰና ዪጝር ዪና ናይሲ መንተልኖ ፍንሕኒሕ ሙርቛ ብሊናዅ ሆደ ደው ዩሮ ኤወጁኑዅ።

ፍንሕኒሕ ሙርቛ ብሊናዅ ሆደ ሰዃ ኤመራ ደኮውሊ፣ ብሊን ና ኤውርናርሲ ድሂስጝኒን፣

መቕርሕ ጨበረው ኣኽጝኒ ናላውድ መቕርሕሰው ኣኽድኖ ፈሄምዱ፣ ና ዓዋዲዲ፣ ና ጋብዲ

ተከውድኖ መኾኹ፣ ና ናይ ለመለምድ ዓትዓድኖ ላሕመዲ ፍትሕዲሲ ኒ ከውሲ እክቡኽር ሆደ

ዩኽር፣ ፣ ደኮውዲ ህንበውዲ እንተረውዲት ቋሎ፣ ኒ ዓቕምሲ እሱ፣ ገሽ ለመለም ኣኾ ዲዩዅ።

ጃርድ ሓምዳ ኣኽኒ ንክኻ ኒከው ውሲ ሻኾ ፋይሕል ፈ ስዊስትል ዕርዲራ ጀኔቭትል 31.03. 2012

ሰልፋ ዲባ (መስራቲ ጉባኤ) እሰ በሎቲኪዅ ወቐይ መድዲ፣ እክቢዅ ወደኑዅ ፍትሕዲ

ጨደቕቅዶ፣ ኒስ መቕርሕረሪ ነበካ ገሽ ፍሪሮ፣ ጉጉሲ ሻኺሶ፣ ሰርገልዲ ሰላምዲ ንየት በሀርድሲ

ደምደሞ ኒ ኣክ ኣካሊ ሰላምድ ወንተሩኹ ።

 

በሎቲኪዅ ወቐይ መድ፣

ዲሞክራሲራ እክባ ሙርቛ ብሊኑዅ /ሆደ / ኤርትራ (ዲእሙብ/ሆደ)

DIMOCRATIC ORGANIZATION OF BLIN NATION OF ERITREA/HODDE

 

በሎቲኪዅ ወቐይ መድ፣

1. ፋሺሽታ መሪ ክረም ህ.ግ.ደ.ፍ ኒ ኣላት ዕምጩዲ፣ ያዕ ዪሮ ኒ ኤብል ናይ ክዋዅዲ፣ ናይ

ዲሞክራሲዲ፣ ናይ ሙሩቑኽዲ ከበርዳኹ፣ ከዋ ሸፍል (ፈደራላል) ዲምክራሲራ ሜሪ (ህዝባዊ

ዲሞክራስያዊ ፈደራላዊ ሜሪ ) ተከልኖ፣ ይነድ ታሚታኹ ጉጉድዲክ ለመለም ዪ ነኩን።

2. ኤርትረትል ናይዲ፣ ፍትዲ፣ነገስሮ፣ ሰላምዲ ኤሸልናርዲ ዓንበብሮ፣ ሙሩቑ ና ናይሲ አርኖ፣ ና ላው

ናንድ ግንዲ እንገት ነፍዕስድኑሉ ለመለም ዪ ነኩን።

3. ብሊን ና ናይሲ ዓትዕድኖ፣ ና ጋብሲ ኣኽን ና ዕዋዲት ገበልድድኖ፣ ና ብረስ ለውድኖ፣ ና ቁርድ

መቕርሕስድኖ፣ ወቐይድ ፈሀምነዲ፣ እክብስነዲ፣ ጀረብዳኹ ኣኻኹድ፣ ዪን ዲ.እ.ሙ.ብ/ሆደ ኒ

አሸርኖ በሎትካ ወቐይ መዲ ጨደቕድኖ ለመለም ዪነኩን።

4. ስልጠት ቓብሎታተል ሰላምድ ካርዶ፣ ንኪትልድ ቃብሎታት እኺርኺር ዋስሮኽር ሓሸምድሮኽር፣

ዓዋዲ ኔንኻ ዲመክ ከበርዶ፣ ሕሽምድ ናትካ ብሶት ዋኒሮና ለመለም ዪ ነኩን።

5. ቃብሎታተል ህንባኹ ኣና ሓይስ በጣ ሑርዲ ሰላምዲ ዲሞክራሲዲሲ ኣኽሮ ለመለም ዪ ነኩን።

6. ብራ ሻዓብኹ መሪሲ መንተልሶ፣ ዋኒነዲን ሸዓብ ምሊክል ወንተርዶ ለመለም ዪ ነኩን።

7. ስልጠት ሻዓብኹ ኣኸውድ ፣ ፍሪርድ እክብ ወረበስ ኣኽን ኮሊት መቕርሕድኖ፣ እን ዓውቲታኹ

እክባ ናንሊኻ፣ ሰላምዲ ፍትሕዲሲ ካርዶ ለመለም ዪ ነኩን።

8. ሻዓብ ና ምራድድ ፣ ዲሞክራሲር ደርቢድ፣ ፍሪርናኹ ፣ መቕራሓዅ (ፈጻሚ)፣ ሓገጋዅ፣ (ሓጋጊ)

ፈረዳዅ፣ (ፈራዲ) ዲባታት ኣውራጂል ኣኽኒ ኮሊትል ዋኒሮ ለመለም ዪ ነኩን።

9. ጅዋ ኮሊ ኤርትረትል መንደርተው ሸዓብ ነብክል ኣኽን፣ ዪና ኣግዋርዲ ኣኽን፣ ኒሰና ኣቕሩንዲ፣

ዪና ወንድናር፣ እኽርኺርሲ ሓሸማዅ፣ እኺሪርሲ ካባዅ፣ ሰላምሲ ጃቢሳዅ፣ ኣኽሮ ለመለም ዪ

ነኩን።

 

ገድ መድ ቋላኹድ፣

1. ብሊን 85% አርስ ኣኸውድ ዪና ገድ መድ፣ እና ኮም አረሱዅሲ ሓጋለትልድር፣ ደንቢራ

ከብትኒልዲር፣ ፍድኖሉ፣ ሰልፋ ጎደነስ ጋመልዳዅ ጉጉሲ ጃቢስኖ ግን።

2. ጂብናርድ (ብመግዛእትታት) ኣኽኒ ኒ ታለይትት መንተልሰው ብርትት አረሱሲ ና ኤርደትሊ

ሰላምድር ፍትሕድር ወንተስኖ ግን።

3. ኣውራጂ ውሪ ሙርቛ ሜሪ ውሪ ነበካ ሜሪ ነበካ ከውድ ነፍዓዅ ሰንዓታ ሆስፕታል ሰና ውሪ

ኪኒሩኹ ልጝሰና ውሪ ደርብ፣ እሲሮ ብራ ጀረብደንሉ፣ ብራ ኣደርስ ገንዕዶ ካሓሶ አድሮ ግን።

4. ጎደና ሰርገልዶኽር ድራር ፍሪትሮኽር ኣከን ኤረስ መሀርስድኖኽር ፣ እክብስድኖኽር፣ ጎደናኻ

ሓዲስ ጉጉድ ከደምስሮ ክሚነዲን ሓዳይስ እራኵ ጎደኒውዲ ጃኻረዲ ሱኩስኖ ግን።

5. ሒል ኳረንቲሩኹ ጋመልነድ ሰልፋ ሰንዓታ ጀረብዳዅ ኣኻኹድ፣ ሃዋድር፣ ኳረድር፣ ኤሪው

ደርፍዲር ዪነድ ጀረብዳዅሲ ሱኵስኖ ደርፍፍ ጉርጉርኖ ግን።

6. ክድነዲ ለውትነዲ ዕዳጋ ኒላውድ ቀየስሮ ሑር ኣኾ ኮዶ ዓንደራኹ ኣኽግን እማ ክወሲ ዓመጭጚን

ዲባ ከዋዅ ምቓቕራኹ ኣኽሮ ግን።

7. ልጝንተል ውሪ ክኒሲ ዪና ውረቢል ገበርሰው ጋመልዶ ዕዳጋ ኤርዶ ለመለም ዩ ግን።

8. ወላውልሲ ጂብደውሲክ ገለልኑ፣ ኢንዳስትሪዲ መካይን ምኻዱዲ (መጎዓዓዝያ) ወላውል

ጂብዲጝን ተክለበው ኣኽሮ ተከውኖኽር ጋመልድኖኽር ግን።

9. ከዋ ሸፍል (ፈደራላል) ዲምክራሲራ ሜሪ (ህዝባዊ ዲሞክራስያዊ ፈደራላዊ መንግስቲ ) ዓስከርሲ

ቋሉኹድ ዪና ገድሲ ረመጮው ኣኽጚ መክሃኽዲ ቁንጩብዲ ኣኽሮ ለመለም ዪኖ ግን።

10. እራኵ ለወትል ኣውራጃታተል ውሪ ሙሩቝ መሪትል ገበርሰውሲ ሰልፍናር እውስሮሎም ግን።

11. ከተመዲ ድገታተልዲ ነብክል ህንባዅ በጣ ጋመልኒኹ ስኩርርዶ ለመለም ዩ ኖ ግን።

12. ህ.ግ.ደ.ፍ.ዲ ና ታለይቱትዲ ናንሊ ህንባኹ ርድቕ ሲ ሻዓብል ወንተርዶ ለመለም ዪ ነኩን።


ዓዋዲዲ ኮም ከዋኹዲር መድ ቋላኹድ፣

1. ዪ ና ከውሲ ደንቢራ ከብሰው ጎለልነዲ፣ ክድመሲ ቋበብነዲ፣ ቅቤዲ ኩ ኣኾርሲ ለተቕ ስረ ቋልነዲ

ዪና ዓዋዲትል ድድሮ ለመለም ዪናኽር ግን።

2. ዪና ጋብዲ ዓዋዲዲ ብሊነው ዪና አውርናርሲ ቋሊሰውዲ ዪና ዋንትነስ መስከረውዲ ኣኸውድ ኔን

ሃሰስጝንኽር ጋመልዶኽር ለመለም ዪናኽር ግን።

3. ጋብ ብሊነው ብራ ብሊናዅል ሰልፍ ጋብሰው ኣኽሮ፣ ኤሪው ጋባት ድገሩዅር ብሊን

ነፍዕስትድኖሎም ለመለም ዪናኽር ግን።

4. ከተሚል ስርጝ ዮ ህንበው ድገታተል ምህሮዲ ሕክምነዲ ገመልነዲ ሰርገልዶ ለመለም ዪናኽር

ግን።

5. ዪና ነብክል መንደርተው ከዋዲ ኣኽን ዪና ኣጉዋሪዲ ሕሽምድር ላሕመድር መንደርትኖ ለመለም

ዪናኽር ግን።

6. ክብየው ሆስፒታልዲ ክብዮ ምህሮሩ ልጝንትዲ ምኻዱታት ደርፍፍዲ ልጝንቲ መንደርትነውዲ

ጋመልዶ ለመለም ዪናኽር ግን።

7. ዪና ከው ጅዊል መንደርተው ኣኺኒን ጋይቶ ህንበው ፣ ዓውድር ማሕበራዲ፣ ጋመልና ቁጭንዲ

ዋኒሮ ለመለም ዪናኽር ግን።

8. ጋይቶ ህንበው በላይን ሑር ደንቢ ናኮል ና ምራድድ ወንተርድኖ ለመለም ዪናኽር ግን።

9. ሻሎት ለውኒዅ፣ ና ሙዅር ጉድኖ፣ በዳናን ዓዋዲትል ካርየስጝኒን ተከውስድኖኽር እስቦርቲ

ኣኽን አሪው ሻሎትሲ ጃቢሰው ጋመልዶ ለመለም ዪናኽር ግን።

 

ከዋ ናይ መድ ቋላኹድ፣

1. ጪዋ እትብ ገቢለቱኹዲ፣ በለዶኹዲ፣ ጋመልና ብርፍዲ፣ ኣኽራኹድ ሰልፍ ቋላ አርቶ ለመለም

ዪናኽር ግን።

2. በለድ መታን ኣኽን አሪ ደርብድ ሰንከለውዲ ቋላ አርድኖ ተክለብድስድኖ ለመለም ዪናኽር ግን።

3. ብራ ብሊንዅል መስከበው ናይ ሕክምነዲ ምህሮዲ ክድመዲ ነብረዲ ኤርድኖ ለመለም ዪናኽር

ግን።

4. ከው ፍሪርስድኖኽር ፍሪርድኖኽር ሑር ኣኽኖ እክብስድኖኽር ጋቢድኖኽር ከተብድኖኽር

ገንሕድኖኽር ደገፍድኖኽር ለመለም ዪናኽር ግን።

5. ከው ሑር ኣኽኖ ናው ፍሪርናኹልክ እምነትል ተለይድኖ፣ ሃይማኖኻ ሜሪትል ሜርኻ ሃይማኖትል

ና ናንሲ ሕበርጝን ለመለም ዪናኽር ግን።

6. ኡሰው ነሳዅረዲ ኒትክ ቋላኹሉ እኩልናር ዋንቲሮለን ለመለም ዪናኽር ግን።

7. ማሕበራት አርሱዅ፣ ከደመዱዅ፣ ኡሰዉዅ፣ ሻሎትሩዅ፣ ኒሰና ኤሪው ሲቪክ ማሕበራት

ዓንበበገን ዲሞክራሲ ተከውሰጋዅ ኣኻዅድ ጋመልዶ ተከልስሮ ለመለም ዪናኽር ግን።

8. ክረም ህ.ግ.ደ.ፍ.ዲ ና ታለይቱዲ ብረስ ፈነይደው ኣኸውድ ፍትሕል ሱኩርድኖ ለመለም ዪናኽር

ግን።

9. ዕምጭልድ ና ናን እንቓራዅ ዓስከር ድምኖ እክብስኖ ና ምራድድ ኮሊ ዓስከርሊ ሕበርሲድኖ

ለመለም ዪናኽር ግን።

10. ኣዳም ኣዳሚንዱዅራ ሕጊር ጃብል እርውናር ክሚሮ ለመለም ዪናኽር ግን።

ኒን ግን ዲሞክራሲራ እክባ ሙርቛ ብሊንዅ ሆድር በሎቲኪዅ ወቐይ መድዲ፣ሕላንዲ፣ ኮድና ኣኽን ባርና

ዲባ እክቢኹል ሰልፍኻ ኪድረሲ (ወስ ሸብ ኣኽኒ ይሰን) ለውትሰኵ ፍሪርሊ ገመንኻ 2/3 ደሄድ

ጨደቐኵ። ከዋ ረኤይድ መኾኾነድኻ ዲምክ ከለብረስው ግን።

ህግደፍቲ ጨደፍድኖ ዪና ክርሽም ሕበርኒን!!

ዪና ላሑም ለመለምድ ዪና ንይዲ ዪና እኩልናርዲት ዓዊቲስኖ ግን!!

ክብርዲ ሕሽምዲ ዪና ፍዳታት!!

ከው ኤሪትሪውኻ ዓውቲትድኖ ግን!!

ደሞክራሲራ እክባ ሙርቛ ብሊንዅ ኤርትራ/ሆደ

ጀኔቭ 31.03.2012__

Last Updated on Tuesday, 24 November 2015 17:48
 
ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ
Monday, 23 November 2015 21:47

 

 

ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄር ብለን ኤርትራ (ዲውብብኤ/ሆደ)

 

DIMOCRATIC ORGANIZATION OF BLIN NATION OF ERITREA/HODDE

 

መእተዊ፡-


 

ኣፍኣዊ ታሪኽ ህዝቢ ብሌንን ብዙሐት ናይ ታሪኽ ተመራመርቲን ከም ዝሕብርዎ፡ ህዝቢ ብሌን

 

ብውሑዱ ቅድሚ መበል ዓስራይ ክፍለ-ዘመን ኣትሒዙ አብ መሬት በጎስ ወይ ድማ ሐልሐል-

 

በጎስ (ሰንሒት) ይነብር ከም ዝነበረ ይግለጽ። ህዝቢ ብሌን ካብ ነውሕ ዘመናት ኣትሒዙ

 

ዘማዕበሎ ካብ ካልእ ከባቢታት ግዝኣቶም ንምስፍሕፍሕ ብተደጋጋሚ ዝመጾ ንዝነበረ ወራራት

 

ንምምካት ዘጥረዮ ድልዱል ሐደነትን፣ ሐባራዊ ታሪኽን፣ ሓባራዊ ቋንቋን፣ ባህልን፣ ዶባቱ

 

ዝተረጋገጸ መሬትን፣ ዘሎዎ ህዝቢ እዩ።

 

ህዝቢ ብሌን ኣብ ኣውራጃ ሰንሒት ብናይ ሕጂ ኣጸዋውዓ ከኣ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ይነብር። ሰንሒት

 

ወይ በጎስ-ሓልሓል ብሰሜን ምስ ሳሕል፣ ብደቡብ ምስ ሓማሰን፣ ብምዕራብ ምስ ባርካ፣

 

ብምስራቕ ድማ ምስ ሰምሃር ትዳወብ:: ሰንሒት ወይ በጎስ-ሓልሓል ክሳብ‘ዚ ቀረባ ግዜ

 

ንክትነብረሉ ዘብህግ አዝዩ ልሙዕ መሬትን ማእከላይ ክሊማን ብወሓይዝ ዝተኸበትን ስለ

 

ዝነበረት፡ ንማሕረስን፣ እንስሳታት ምርባሕን (መጓሴ) አዝዩ ምቹእ ከባቢ እዩ ነይሩ።

 

ሓረስታይ ህዝብና ብስንኪ ቐጻሊ ወረርቲ ሐይልታትን ብሰንኪ ጭቆና ህግደፍን ከምኡ‘ውን ናይ

 

ክሊማ ምዝባዕን፡ ብዙሕ ምብራስ ሰብን መሬትን ኣኸቲሉ ስለ ዝኾነ ሎሚ ንዓመት ዘብልዕ እቶት

 

እኳ ኣይረክብን። ድገፍ ናይ ወጻኢ ከይረክብ ከኣ ግዳያት ጃህራ ህ.ግ.ደ.ፍ ኮይኑ ኣብ ሕማቕ

 

መነባብሮ ይርከብ።

 

ህዝቢ ብሌን ከም ኩሎም ህዝብታት ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ኣንጻር ባዕዳውያን ገዛእቲ

 

ብሐፈሻ፡ ብፍሉይ ድማ ኣብ ሃገራዊ ናጽነት ንምጭባጥ ካብ መጀመርታ ካሳብ መጨረሻ ተሰሊፉ

 

ክቡር ዋጋ ከፊሉ‘ዩ። ብጃምላ ተሓሪዱ፣ ዓድታቱ ከኣ ነዲዱ‘ዩ። ድሕሪ ነጻነት ግን ህ.ግ.ደ.ፍ ቁልሕ

 

እኳ ኣይበሎን። ብሓቂ ህዝብታት ኤርትራ ይኹኑ ህዝቢ ብሌን ዝተሰለፉሉን ሰፍ ዘይብል

 

መስዋእቲ ዝኸፈሉሉን ዕላማ፡ ባዕዳዊ መግዛእቲ ሰጉግካ ሃገራዊት ባንደራን፣ ሽማዊ ልኡላውነት

 

ምርካብ ኣይነበረን። ናይ ቃልስና መሰረታዊ መንቀሊ፡ ኩሎም ብሄራትን ብሄረ-ሰባትን ኤርትራ

 

ንባዕዳውያን ገዛቲ ድሕሪ ምብራር፡ ሰብአውን ደሞክራስያውን መሰላት ዝሕለወሉ ስርዓት

 

ንምትካል‘ዩ።

 

ድሕሪ ነጻነት ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ጠቕሊሉ ኣብ ገዛኢ ደርቢ ናይ ብሄረ ትግርኛ‘ዩ ተሰጋጊሩ። እዚ

 

ገዛኢ ደርቢ ከኣ ብዘይካ ንስልጣኑን ንረብሑን ንሓደ ዘይውክል ጨካን ዲክታቶር‘ዩ። ንህዝቢ

 

ኣዳህሊሉን ዓሚጹን ኣብ ስልጣን ዘሎ ጉጅለ ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ካብ ኣራኣእዩኡ ወጻኢ ካልእ ፖለቲካዊ

 

ሐይልታት ዘይጻወርን፡ ናይ ህዝብታት ኤርትራ ብሄራውን፣ሃይማኖታወን፣ፖሎቲካዊ

 

ኣራኣእያታትን ብዙሕነትን ዝጻረር ኣ ሐዳዊ ጸረ-ህዝቢ ስርዓት‘ዩ። ህዝብታት ኤርትራ፣ እዚ ኩሉ

 

መስዋእቲ ከፊሎም፡ ኣደዳ ስደትን ማእሰርትን ሞትን ጥሜትን ክኾኑ ኣይግባእን‘ዩ ኔይሩ። ካብ‘ዚ

 

ዝነቐለ ድልየታትን ባህግታትን ናይ ህዝብና ምስ ዕላማ ህ.ግ.ደ.ፍ ገጽን ሕቆን ኮይኑ ኣሎ።

 


 

ሎሚ ኣብ ኤርትራ፣ ብፍላይ ኣብ ምድሪ ብሌን ብጉጅሌ ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን

 

መሰላት ህዝብና ተዓፊኑ፡ ከም ቓሕታኦም ንሰባት ኣብ ቤት ማእስርቲ ዘብልዩ፣ ንጉልበት ሰብ

 

ብዘይ ክፍሊት ከም ጊላ ዝምዝምዙ፡ ንፍትሒ ፍጹም ጨፍሊቆማ ኣለው፡፡ ናይ ሕልናን ፖሎቲካን

 

እሱራት በዚሖም ንምፍላጥ እኳ ኣጸግሚ’ዩ። ብርግጽ ግን ካብ ቤት ትምህርቲ ቤት ማእሰርቲ

 

ይበዝሕ። ህዝቢ ብሌን ባዕሉ ነፍሱ ዘማሐድሩሉ መሰል ተሐሪምዎ፡ ኢደ ወነናዊ ኣቀራርጻ ዞባዊ

 

ምምሕዳር ኣብ ልዕሊኡ ተኣውጁ ንመንነቱን ንባህሉንን ንመሬቱን ኣብ ሓድጋ ምጽናት በጺሑ

 

ኣሎ። እዚ ድማ ኮነ ኢልካ ብሄር ብሌን ክጸንት ዝተዋደደ ህግደፋዊ ፖሊሲ እዩ።

 

ኣንጻር ጭቆና ኩሉ ግዜ ቓልሲ ኣሎ። ንሕና ህዝቢ ብሌን’ውን ከም ኩሉ ህዝብታት ኤርትራ ኣብ

 

ዝተፈላለየ ፖሎትካውን ሲቪካውን ማሕበራት ኮና ጸረ ኢሰብኣዊ ፋሺሽታዊ ስርዓት ንቓለስ

 

ኔርናን ኣሎናን።

 

እዚ ግን እኹል ኮይኑ ስለ ዘይረኸብናዮ፣ ብ31.11.2009 ዓም ኣብ ባዝል ሃገረ ስዊስ ዝተጋብኤ

 

ኮንፈረን ብሌን፣ ህዝቢ ብሌን ጸረ ፋሺሽታዊ ስርዓት ኣብ ዝግበር ግጥም ምስ ኩሉ ደላይ

 

ፍትሒ ግቡኡ እናገበረ መሰሉ ተውዲቡን ሰሚሩን ክዓትር ቅድመኵነት ዘይድልዮ ሰብእውን

 

ዲሞክራስያውን መሰሉ ምኻኑ ኣምኑ ምንቕስቓስ ብሄረ ብሌን ኤርትራ ኣዊጁ።

 

ምንቕስቓስ ብሄረ ብሌን ኤርትራ፣ሆደ፣ ኣብ’ዚ ሰለስተ ዓመት፣ ናይ ነዊሕ ግዜ ተሞኩሮታት

 

ቓልስታት ህዝብታት ኤርትራ እናገምገመ፣ ንህዝቢ ብሌን ካብ ተመጽዋትነትን ተጸባይነትን ነጻ

 

ኮይኑ ነፍሱ ወዲቡን ሓድነቱ ኣጠንኪሩን፣ ንዝፈርስ ዘሎ ቋንቋኡን ባህሉን ዓቑቡ ንመሰሉ ክለዓል

 

ክተት ክብልን፣ ሆደ ከም ዓቕሙ፣ መሰሉ ክዓትር ከቓልስ ጸኒሑ።

 

እነሆ ከኣ ብ31.03.2012 ዓም ኣብ ሃገረ ስዊስ ኣብ ከተማ ጀኔቭ ጉባኤ ጌይሩ ፖልቲካዊ መደብ

 

ዕዮን ሕገ ሕንጻ ውድብን ኣጽዲቑ፣ ነዚ ተሰላስል ከኣ መርሕነት መዚዙን፣ መደባቱ ሰሪዑን፣

 

ብዓወትን ብሰላምን ብዓቢ ፍናን ጉባኤኡ ዛዚሙ።

 

ፖለቲካዊ መደብ

 

ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ

 

DIMOCRATIC ORGANIZATION OF BLIN NATION OF ERITREA/HODDE

 


 

ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ፣

1. ጨቛኒ ፋሺሽታዊ ስርዓት ጉጅሌ ህ.ግ.ደ.ፍ ምስ ኩሉ ዓፋኒ መሓውራቱ ኣሊኻ፣ ሰብኣውን

 

ዲሞክራስያውን መሰላት ህዝብታት ኤርትራ ዘኽብር፣ ህዝባዊ ፌደራላዊ ስርዓት ንምህናጽ፣

 

ብኹሉ ኣገባብ ንቓለስ።

 

2. ኣብ ኤርትራ ሓድነትን ማዕርነትን ክነግስ፣ ሰላምን ልምዓትን ክዛሪ፣ መሰል ርእሰ ውሳኔ ብሄራት

 

ብዘይ ገደብ ንምርግጋጽ ንቓለስ።

 

3. ህዝቢ ብሌን ንመሰል ርእሰ ውሳኔኡ ከረጋግጽን፣ ቛንቋኡ ባህሉን ክዓቕብን ከማዕብልን፣ መሬቱ

 

ክውንን፣ ብገዛ ነፍሱ ክማሓደርን፣ ክነቕሕን ክውደብ ስለ ዘለዎ ነዚ ክዉን ክገብር ንቓለስ።

 

4. እዚ ፋሺሽታዊ ስርዓት ክውገድን ሰላማዊ ምቕብባል ስለጣን ክህሉን ኣብ ደንበ ተቓውሞ፣ ካብ

 

ሎሚ ኣብ ምርድዳእን ኣብ ናጻ ድልየትን ዝተመስረተ ሓባራዊ ግንባር ክህሉ ንቓለስ።

 

5. ኣብ ማእከል ውድባትን ሰልፍታትን ብሄራዊ ምንቕስቓሳትን ዝካየድ ውድድር ነጻን፣ ሰላማውን

 

ዲሞክራስያውን ኣገባብ ክኽተል ንቓለስ።

 

6. ህዝቢ ወናኒ መሬቱ ክኸውን ንቓለስ።

 

7. ምቕብባል ስልጣን ሕጋውን ሰላማውን ኣገባብ ክኽተል ንቓለስ።

 

8. ብዲሞክራስያዊ ኣገባብን ተሳትፎ ህዝብታት ዘሰነዮ፣ ፈጻሚ ኣካል፣ ሓጋጊ ኣካል፣ ፈርዲ ኣካል

 

ክህሉ ንቓለስ።

 

9. ኣብ ማእኸል ሃገር ዝነብር ህዝብታትን፣ ምስ ጎረባብትን ምስ ወጻኢን ዝግበር ዝምድና ኣብ

 

ሰላምን ምትሕግጋዝን ልምዓትን ዝተኮረ ክኸውን ንቓለስ።

 

ቁጠባዊ መደብ ዕዮ፣

1. ህዝቢ ብሌን 85% ሓረስታይ ስለ ዝኾነ ኩሉ ቑጠባዊ መደባትና፣ ነዚ ሕብረተሰብ እዚ ካብ

 

ድኽነትን ድሕረትን ከላቕቕ፣ ሓረስታይን ሕርሻን ክምዕብል ንቓለስ።

 

2. መሬቶም ብገዛእቲ ንዝተመንዝዔ፣ ብሕጋዊ ኣገባብ ንኽምለሰሎም ንቓለስ።

 

3. ማእከላይ መንግስቲ ንሆስፒታልን፣ ንቤት ትምህርትን ወይ ንኻልእ መሬት ምስ ዘድልዮ ነቲ ዋና

 

መሬት ካሕሳ ከፊሉ ክወስዶ ንቓለስ።

 

4. ኣብ ሕርሻ እቶትና ንምብዛሕ፣ ሓረስቶት ክጥርነፍን ብተሞኩሮን ብፍልጠትን ክምዕብሉን ምስ

 

ዘመናዊ መሳርሕን ድኹዕን ክላለዩን ንቓለስ።

 

5. ንጸዓትን፣ ንማይን ዝምልከት፣ ነፍሱ ክኽእል ንቓለስ።

 

6. ነጻ ዕዳጋ ብህዱእ ኣገባብ ክምዕብል ንቓለስ።

 

7. ንገዛዊ እንዱስትሪ ከማዕብል ንቓለስ።

 

8. ኩሉ ምዕባሌ ቐጻሊ ክኸውን ንከባቢ ብዘይብክል ኣገባብ እንዳስትርን መጎዓዓዝያን ከማዕብል

 

ንቓለስ።

 

9. ኣብ ህዝባዊት ዲሞክራስያዊት ፈደራላዊት ኤርትራ ዝህነጽ ሰራዊት ንቑሕን ብቁዕን ኮይኑ ንቁጠባ

 

ሃገር ዝሕግዝ እንበር ዝመጺ ከይከውን ንቓለስ።

 

10. ኣብ ንግዲ ኣብ ማእከል ዞባታት ፈደራላዊት ምሕደራ ዝፈረየ ቐዳምነት ክወሃቦ ንቓለስ።

 

11. ኣብ ማእከል ገጠርን ከተማን ዘሎ ጋግ ምዕባሌን ንኽጸብብ ንቓለስ።

 

12. ብህግደፍን መሳርሒኦም ዝኾኑ ዝተወነነ ቁጠባ ናብ ዋናኡ ህዝቢ ክምለስ ንቓለስ።

 

ባህላውን ሕብረተ-ሰብኣውን መደብ ዕዮ፣

1. ህዝብና ኣንጻር ድሑርን ጽበትን ትምክሕትን ፈላልዩ ዝኾነ ባህልታትን ክላቐቕ ንቓለስ።

 

2. ቋንቋናን ባህልናን ንመነትና ስለ ዘንጸባርቑ ክምዕብሉ ንቓለስ።

 

3. ቋንቋ ብሌን ወግዓዊ ቋንቋ መሬትና ኮይኑ ካልኦት ቋንቋታት ሃገርና’ውን ህዝቢ ብሌን፣ ከም

 

መሳርሒ ክጥቀመሎም ንቓለስ።

 

4. ኣብ ኩሉ ገጠራት ትምህርትን ሕክምናን ትሕቲ ቅርጺ ማበራዊ ክምዕብል ይቓለስ።

 

5. ኣብ ዞባና ምስ ዝነብር ህዝብታት ብምክባባርን ብሓድንትን ክነብር ንቓለስ።

 

6. ኣብ ዞባና ክሊኒካትን ሆስፒታልን ላዕለዋይ ናይ ትምህርቲ ጽፍሕታትን፣ መጎዓዓዝያን ናይ

 

መንበሪ ገዛውትን ከማዕብል ንቓለስ።

 

7. ኣብ ዉሽጥን ስደትን ዝነብር ህዝብና ባህላውን ናይ ልምዓት ማሕበራትን፣ ክሃንጽ ንቓለስ።

 

8. ህዝብና ብሌን ኣብ ስደት ዘሎ ሰላምን ፍትሕን ኣብ ሃገርና ምስ ነገሰ ንመሬቱ ብድልየቱ ክምለስ

 

ንቓለስ።

 

9. መንእሰይና ናይ ምትካእ ጾሩ ክስከም ቀዳምነታት ክንህብ ግዳይ ሕማቕ ባህልታት ከይከውን ከኣ

 

ስፖርትን ካልእ መንእሰይ ዝጠልቦ ነገራት ክምዕብል ንቓለስ።

 

ሰብኣዊ መሰላት መደብ ዕዮ፣

1. ስድራ ቤት ዓንዲ ሕቆ ሕብረተሰብ ስለ ዝኾነት ግቡእ ኣቃልቦ ክረብ ንቓለስ።

 

2. ብባህርን ብሰንኪ ኵናትን ዝሰንከሉ ግቡእ መሰሎም ክረኽቡ ንቓለስ።

 

3. ኩሉ ዜጋ ሕክምናን ትምህርትን ስራሕን መግብን ሓበሬታን ማዕረ ናይ ምርካብ መሰል ክህልዎ

 

ንቓለስ።

 

4. ህዝቢ ክመርጽን ክምረጽን፣ ብነጻ ክጥርነፍን፣ ክዛረብን፣ ክጽሕፍን፣ ክነቕፍን፣ ክድግፍን፣ መሰሉ

 

ሕሉው ክኸውን ንቓለስ።

 

5. ህዝቢ ብድልየቱ ኣብ ዝኣምኖ እምነት ንክኽተል መሰሉ ዝተሓለወ ክኸን፣ ሃይማኖት ኣብ

 

መንግስቲ፣ መንግስቲ ኣብ ህይማኖት ኢድ ኣታትእታው ዘይብሉ ክኸውን ንቓለስ።

 

6. ደቂ-ኣንስትዮ ማዕረ መሰል ምስ ወዲ ተባዕታይ ክህልወን ንቓለስ።

 

7. ጥርናፌ ሓረስቶትን፣ ደቂ ኣንስትዮን፣ መንእስያት፣ ከምኡ’ውን ናይ ሲቪካዊ ማሕበራት ክምስረታ

 

ንቓለስ።

 

8. ኣብ ህግደፋዊ ግፍዕታት ኢድን ጓንትን ኮይኖም ዝጸንሑ መኮንናትን ካድራትን ኣማሓደርትን ኣብ

 

ፍርዲ ክቐርቡ፣ ንቓለስ።

 

9. ኣብ ኩሉ ዘይጸንሑ ኣባላት ሃገራዊ ሰራዊት ከኣ ብሓዲስ ተወዲቦም ኣባላት ሃገራዊ ሰራዊት ክኾኑ

 

ንቓለስ።

 

10. ኩሉ ዜጋ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ መስል ክህልዎ ንቓለስ።

 

እዚ ናይ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ ፕሮግራም መደብ ዕዮ‘ዩ። ዝውሰኽን ዝንከን

 

ኣብ ጉባኤ ውድብ ይኸውን፣ ንሱ ከኣ ብኣብዛሓ ምርድዳእእ ከውን ይጸዓር በዚ እንተዘይተፈሔ ከኣ ኣብ

 

ድምጺ ውሪዱ ብ2/3 ይጸድቕ። ካብ ህዝቢ ርእይቶን ምኽርን ኩሉ ግዜ ቅቡል‘ዩ።

 


 

ንስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምስዓር ቅልጽምና ነወሃህድ!!

 

ብስሙር ቃልስና፣ መሰልን ማዕርነትን ብሄራትና ክነረጋግጾ ኢና!!

 

ክብርን ሞገስን ንስዉኣትና!!

 

ህዝብና ክዕወት ኢዩ!!

 


 

ግዳይ ዜናን ትምህርትን ሽማግለ

 

ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ/ (ደ.ው.ብ.ብ.ኤ)

 

15.04.2012__

Last Updated on Tuesday, 24 November 2015 18:36
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 529 guests online