www.blina.org

ዕድመ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ፓል_ቶክ ስመር ። PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Friday, 13 December 2013 14:49

ንዕለት  16 ሰኑይ  ወርሒ 12  2013 ዓ.ም. መራሕቲ ኣባላትና ደሞክራስያዊ  ውድብ ብሐረ  ብለን ኣረትራ፣  ኣብ መራኸቢ  ብዙሃን

ፓል_ቶክ ስመር ተባሂሉ ዝስመ ዕዱማት ኣጋይሽ ኮይኖም ከምስዩ  ምዃኖም  ክንሕብር ንፈቱ።

ንሓፈሻዊ ለላን ምንቅቃሕን ፣ ተሓዊስኩም ምሳና ንኽተምስዩ ንዅሉ  ደላይ ፍትሒ ብክብሪ ንዕድም።

ብደሓን የራኽበና።

Last Updated on Saturday, 14 December 2013 11:10
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 69 guests online