| ናይ ሓዘን መግላጺ |
|
|
|
| Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም | |||
| Friday, 11 February 2022 11:53 | |||
|
ርእሰ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ስርዓት ህግደፍን ካብ ዝፈጸምዎም ገበናት ልሉይ ዝኾነ ስኑድ ታሪኽ ምኳኑ ዘይሰሓት ሓቂ ኡዩ። ብሞት ምፍላይ ኣቦና ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብዙሕ ዝጐሃየ ህዝቢ አረትራ ጽንዓት ይሃበና ፡ንኦም ድማ መንግስተሰማይ ከስፍሮም ንምነ። Blina.org
|









