www.blina.org

መልእኽቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ብምኽያት ሓዱሽ ዓመት PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Sunday, 06 January 2019 18:06

ዓመተ 2018 ተዛዚሙ ናብ ሓዱሽ ዓመት 2019 ንሰጋገር ኣሎና። ኣብ'ዛ ምድሪ ዓለም ዝነበሩ ህዝቢ፡ ሓደ ዓመት ተውዲኡ
ናብ ካልእ ሓዱሽ ዓመት ክኣትው ከለው፡ መቐበሊ ናይ ሓዱሽ መዋእል (ዓመት) ዝኸውን ኣብ ሓድሕዶም መግለጺ ሰናይ
ትምኒትን፡ ሓጎስን ዝተፈላለዩ ህያባት ይወሃሃቡ። እቲ ሓዱሽ ዓመት ካብ'ቲ ዝሓለፈ ዝያዳ ዝበለጸ፡ ናይ ምዕባለን ናይ ሂወቶም
መቐይሮ ዘዕውትሉን ክኸውን ይምነዩ።
በዚ መሰረት ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር (ኤሃግ) ከኣ ኣብ'ዚ ዓመተ 2018 ተዛዚሙ፡ ናብ ሓዱሽ ዘመን (ዓመት) ንኣትወሉ
ዘሎና፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ዓመተ 2019፡ ናይ ራህዋን ሰላምን፡ ናይ ፍትሕን ቅሳነትን ክኸውን፡ እቲ ኩሉ
ስቃይን ውርደትን፡ ስደትን ሻቅሎትን ዘብቅዓሉ፡ ናይ ሓጎስን ፍስሃን ክኸውን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።

To read more go this....Pdf link

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 527 guests online