| ንዝኽሪ ክቡር ጅግና ወዲ ሃገር ኮሎነል፡ መሓመድ ዓሊ እድሪስ። |
|
|
|
| Written by Administrator | |||
| Sunday, 20 January 2019 15:34 | |||
|
ጥዋፍ ለውጢ ወትሩ ትዝከር፥
ክቡር ጅግና ወዲ ሃገር ፣ ኮሎነል፡ወዲ ዓሊ ብ21/01/2013 ዝወልዖ ሽግ ኣብ ቀርዓቱ ከይኣተወ ኣይክጠፍእን እዩ። ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ይሃቦ። ብሊና ኦርግ፡
|
|||
| Last Updated on Sunday, 20 January 2019 15:47 |









ከም ኩልና ኣርትራውያን ዝፈትዎም ስድራ ኣለውዎ፣ ደቁ'ውን ኣለውዎ ፣ ጽቡቅ መነባብሮ'ውን ክህልዎ ምኸኣለ........ልዕሊ ኩሉ ግን ራህዋ ሕዝቡ መሪጹ፣ ምእንቲ ሕዝቡን ሃገሩን ድማ በጃ ሓሉፉ።