www.blina.org

ጋዜጣዊ መግለጺ 1th መስከረም 1961 ብደምክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡ PDF Print E-mail
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም   
Saturday, 31 August 2019 17:21

ህዝብታት ኤርትራ መሰሎም ናጽነቶም ንምርካብ ብሰላማዊ አገባብ ዘካየድዎ ቃልሲ፡ ፍረ ዘይህብንአብ ዕጹው መገድንምስ በጽሔኣብዲያስፖራግብጺዝነበሩተማህሮ ምስዉሽጢሃገርዝነበሩተረዳዲኦምሓደ መስከረም 1961ዓ.ም. ሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ምስ ውሑዳት ጀጋኑ ብጾቱ ውሱናት ብብረት፡ አንጻር ናይ ኢትዮጵያ መግዛእትን ሓያላን ሃጸያት ዓንገልቶምን መሰልና ኣብ መሬትና ይከበር ኢሎም፡ ጥይትዝስሙዑላዕለት’ያ።

ወላ ኣብ ሞት’ውን ክብሪ ኣሎ፣ብሂወትና ከሎናሃገርናኣይትግዛእን ኣይትግዛእን ኣይትግዛእንብምባል ቀዳመይቲ ጢይት ንናጽነትን ሓርነትን አብ ጎቦ አዳል ሽግ ምጅማር ፍትሓዊ ብረታዊ ቃልሲ ህዝብታት ኤርትራ ዘበሰሩላ ክብርቲ ዕለት እያ።

 

መቀጸልታ ምሉእ ርኢቶ ንኽተንብቡ ኣብ ዝቅጽል (Pdf. link)ጽዓን።

Last Updated on Saturday, 31 August 2019 18:01
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 90 guests online