www.blina.org

ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ሓፈሻ ጉባኤ ሰልፊ ሕዳሰ ኤርትራ ንፍትሒ PDF Print E-mail
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም   
Friday, 23 April 2021 09:58

ሰልፊ ሕዳሰ ኤርትራ ንፍትሒ ካብ 26 መጋቢት ክሳብ 10 ሚያዝያ 2021 4ይ ጉባኤኡ ብልዑል ወኒን ሓድነትን ፡ ሓያል ውድባዊ ስጥመትን ኣብ ዝዓሰሎ ሃዋሁ “ ቅድም ቀዳድም ፡ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ’’ ብ ዝብል ቴማ ጉባኤኡ ኣቓኒዑ ፡፡
ሰልፊ፥ ኣብዚ ጽንኩርን በዳህን ኩነታት፣ ኣብ ከባቢና ዝካየድ ዘሎ ቅልጡፍ ፖሊቲካውን ኢኮኖሚያውን ለውጢ ፣ ሕማም ኮቪድ- 19 ኣውሪድዎ ዘሎ ከቢድ ማሕበራዊ ሃስያን እዩ ጉባኤኡ ኣካይዱ ። ህዝብና እዚ ዝሓለፈ 30 ዓመታት በዚ ዓማጺ ስርዓት ከም ሕሱም እንዳተሳቐየ ፥ ጥዑም ናብራ ተሓሪምዎ ፣ ኣብ ከርተትን ከቢድ ኩነታትን ፥ ሂወቱ ኣብ ምምራሕ ይርከብ ፣ ኣብዚ ደምበ ተቃውሞ ( ናይ ለውጢ ሓይሊ) ንህዝቢ ዝርዳእን ጸገማቱ ዝፈትሕን ካብ ምዃን ሓሊፉ ኣብ ሕድሕድ ዘይምትእምማንን ምፍንጫልን ብምድሃብ ምዕባለ ብዘይምርኣዩ ፥ ኣብ ህዝብናን ፍትሓዊ ቃልስናን ሃስይኡ ዓቢ ምኳኑ ተገንዚቡ ።

To continue go to this PDF link

Last Updated on Friday, 23 April 2021 10:11
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 27 guests online