መርድእ |
Written by Administrator | |||
Thursday, 12 May 2022 10:21 | |||
Blinaorg:ብሞት ሓውና ገ/ስላሴ ወልዳይ ብዙሕ ምሕዛና እና ገለጽና፣ ጽንዓት ይሃብኩም ንኩሎም ቀረባ ሰቡን ብፍላይ ድማ ንስድርኡ።
ሓው ገ/ስላሴ ወልዳይ ብ januari 21 1958 ተወለዱ ብ april 30 2022 ዓሪፉ። እዝጊአብሔር፣ ኣብ መንግስተ ሰማያቱ ክቅበሎ ንምነየሉ።
Blina org:
|
|||
Last Updated on Thursday, 12 May 2022 20:41 |